Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ምሕዝነት ዲፕሎማሲ ፓርላማ ኢትዮ-ኳታር ምስ ኣምባሳደር ኳታር ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ምሕዝነት ዲፕሎማሲ ፓርላማ ኢትዮ-ኳታር ምስ ኣምባሳደር ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ሃማድ ሞሓመድ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተቐቢሉ ኣብ ክልተኣዊ ርክብ ኣድሂቡ ተዛቲዩ። ዕላማ እቲ ዘተ ኣባላት እቲ ጉጅለ ምሕዝነት ምስቶም ኣምባሳደር ናይ ምፍላጥ…

“ኣብ ኢትዮጵያ ሕማም ዓሶ ጠፊኢ ኢዩ” ዝብል ርድኢት ዝተሰሓሓተ ኢዩ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣብ ኢትዮጵያ ሕማም ዓሶ ጠፊኢ ኢዩ” ዝብል ዝተሰሓሓተ ግንዛበን ዛንዜራ ናይ ዘይምጥቃም ፀገምን ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጥዕናን ኣህጉር ለኸ ማሕበር ቁፅፅር ሕማም ዓሶን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ 9ይ ኣህጉራዊ ጉባኤ ቁፅፅር…

ውድድር ሰብ ክእለት ድምፂ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 15 ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ድምፃውያን ፋና ላምሮት ምዕራፍ 15 ፅባሕ ክጅመር ኢዩ። 12 ተወዳደርቲ እቲ ምዕራፍ ካብ 1 ሺሕ ተወዳደርቲ ተነሓኒሖም ዝሓለፉ ኢዮም። ፅባሕ ቀዳም ኣን ምድብ ሓደ ሽዱሽተ ተወዳደርቲ ባዕሎም ብዝመረፁዎም ዜማታት ምስ ኮከብ ባንድ…

ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ብልፅግና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዳማ ተጀሚሩ። እቲ ሰልጠና “ ከዕዳ ወደ ምንዳ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ ስልጠና ካብ ኩለን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ላዕለዎት ኣመራርሓ ይሳተፉ ኣለዉ።…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ኩባ ሃቫና ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ኩባ ሃቫና ኣቲዩ። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኩባ እንትበፅሑ ሓለፍቲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገርን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኩባ ገነት…

ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠመን ክልላት ዝውዕል ስምምዕነት ደገፍ 3 ሚሊየን ዩሮ ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠመን ክልላት ንምምሕያሽ ስርዓት ስነ መዓዛ ዝኸውን ስምምዕነት ደገፍ 3 ሚሊየን ዩሮ ተኸቲሙ። እቲ ስምምዕነት ደገፍ፥ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም፣ መንግስቲ ፈረንሳይን ዓለም ለኸ ትካል ምድሓን ህፃናትን ከምዝኸተምዎ…

ኢትዮ ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ልዕሊ 4 ሚልየን ብር ግምት ዘለዎ ናውቲታት ትምህርቲ ንትግራይ ሓጊዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ልዕሊ 4 ሚልዮን ብር ግምት ዘለዎ ናውቲ ትምምህርቲ ንተምሃሮ ከተማ እንትጮን ከባቢኣን ሓጊዙ። ኣብቲ ስነስርዓት ርክኽብ ዝተረኸቡ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኪሮስ ጉዕሽ፥ ብሰንኪ ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ቡና ኳታር ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ቡና ኳታር ትሳተፍ ኣላ። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣንን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ፈይሰል ኣልይ፥ እቲ ኤግዚብሽን ኣፍረይቲን ዓደግቲን ብቐጥታ ንምፍላጥ ዘኽእል ኣጋጣሚ ኢዩ ኢሎም። ኢትዮጵያ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ኣፍሪካ 2023 ተዓዊቱ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ኣፍሪካ 2023 ንመበል ራብዓይ ግዘ ተዓዊቱ። መቐመጢኡ ኣብ ብሪታኒያ ዝገበረን መገዲታት ኣየር ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኣገልግሎት በቢዓመቱ ኣወዳዲሩ ዝሽልምን “ቢዝነስ ትራቭለር ኣዋርድ” ኣብ ከተማ…

ኣብ ህንዲ ቫይረስ ኒፓህ ምግጣሙ ስዒቡ ኣብያተ ትምህርቲ ንክዕፀዋ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ኒፓህ ብዝተብሃለ ቫይረስ ኣብ ግዝኣት ኬራላ ክልተ ሰባት ህይወቶም ምስኣኖም ስዒቡ ኣብያተ ትምህርቲ ንክዕፀዋን ማሕበራዊ መንቅስቓስ ንክግደብን ተገይሩ። እቲ ቫይረስ ዝኾነ ይኹን ክታበት ከምዘይብሉ ተሓቢሩ። ኣብ ክፍሊ ኣካላት ልዑል…