Fana: At a Speed of Life!

ቅድሚ 3 ዓመታት ዝተተኸሉ ተኽሊታት ቡና ፍረ ሓምለዋይ ኣሰር የፍሪዩ ኣለዉ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 3 ዓመታት ዝተተኸሉ ተኽሊታት ቡና ፍረ ሓምለዋይ ኣሰር የፍሪዩ ኣለዉ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር…

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ኣንፈታት ኣቐሚጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ኣንፈታት ኣቐሚጡ። ምክትል ፕረዚዳንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን እቲ ፓርቲ ኣደም ፋራህ፥ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኣፈፃፅማ መደባት 2015 ዓ.ም፣ እዋናዊ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ካናዳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ዓለም ለኸ ጉዳያት ካናዳ ቼሪል ኣርባን ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ካናዳ መዘነኦም ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ካናዳ ዘሎ ጥንኩር…

ኣብ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት ንምዝካር ተፃወትቲ ፀሊም ባጅ ከምዝገብሩ ፕሪሚየር ሊግ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮን ሊቢያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬትን ውሕጅን ህይወቶም ዝሓለፈ ሰባት ንምዝካር ኩሎም ተፃወትቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፀሊም ባጅ ክገብሩ ከምዝወሰነ እቲ ሊግ ገሊፁ። ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ÷ ኣብ ቀረባ…

መፍረዪ ሼዳት ዝተረከቡ ሰብ ሃፍቲ ናብ ስራሕ እናኣተዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መፍረዪ ሼዳትን ዝለምዐ መሬትን ካብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሞም ዝተረከቡ ሰብ ሃፍቲ ናብ ስራሕ እናኣተዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ስራሕቲ ህንፀት፣ ቅድመ ኦፕሬሽንን ገጠማ ማሽንን እናዛዘሙ ከምዝኾኑ ካብቲ…

ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም 20 መስከረም ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብሪ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ካብ 20 መስከረም 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ከተማ ኣዳማ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ቀዳማይ ዙር ውድድር ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016…

መበል 15 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 15 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል፥ ሃገራዊ ሰላምን ድሕንነትን በዝበለፀ ኣጠናኺርካ ንምቕፃል ዘኽእል ዓቕሚ ንምፍጣር ዝዓለመ ጉባኤ…

ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሓይሊ ዘፈልፍሉ ቁፅሪ ተርባይናት 7 ንምብፃሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሓይሊ ዘፈልፍሉ ቁፅሪ ተርባይናት 7 ንምብፃሕ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒተ፥ ኣብ 2014 ዓ.ም ሓይሊ…

ውድድር ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ 17 ጥቅምቲ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ 17 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ከምዝጅመር ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ፌደሬሽን ዘበን ውድድር 2016 ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ዝጅምረሉ ዕለትን ካልኦት ተተሓሓዝቲ  ሓበታታትን ንተሳተፍቲ ጋንታታት…

ማሕበረሰብ ዓለም ሊቢያ ኣብ ምሕጋዝ ንክረባረብ ውሕመ ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ ጉድኣት ንዘጋጠሞም 250 ሺሕ ዜጋታት ኣብ ምሕጋዝ ንክረባረብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኦቻ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ሰባት ህፁፅ ሓገዝ ንምሃብ 71 ነጥብ 4 ሚሊየን…