ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ኣፍሪካ ኣብ ታኒዛኒያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ምቅልጣፍ መዕባለ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ፣ መናእሰይ በትምህርቲን ክእለትን ብምብቃዕ ፍሪያቶም ምስሳን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ብምክትል ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 27 ዝተሰረቑ ካሜራታት ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለየ መጠንን ምልክት ስርሒትን ዘለዎም 27 ዝተሰረቑ ካሜራታት ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ካሜራታት ትማሊ 17 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 8 ፍሉይ ሽሙ ማዕኸል ዕዳጋ ይርጋ ሃይሌ እናዳ ፅገና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ቅድመ ምድላው ፈተና 12 ክፍሊ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ብምርካብ ቅድመ ምድላው መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ምን ኩነታት ኣቀባብላ ተምሃሮን ተዓዚቦም። እቶም ሚኒስትር÷ ምስ ኣመራርሓታት ብሄራዊ ክልል ሶማሌ ብምዃን ኢዮም ቅድመ ምድላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትምህርቲ ስቴም ኣብ ኣፍሪካ ንምብርትታዕ ሓዱሽ ቤት ትምህርቲ ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትምህርቲ ስቴም ኣብ ኣፍሪካ ንምብርትታዕ ዘኽእል ሓዱሽ ቤት ትምህርቲ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ቦይንግን ቲንክ ያንግን ብምትሕብባር ኣብ ኣፍሪካ ሰገናት መናእሰይ ብሳይንስ፣ ቴክኖሎጂ፣ ምህንድስናን ሂሳብ (ስቴም)ን ላዕለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓኪስታን ኣብ ዘፈር ንግዲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ክልተኣዊ ርክብ ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓኪስታን ኣብ ዘፈር ንግዲን ቁጣባዊ ሃፍቲን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ክልተኣዊ ርክብ ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ገሊፃ። ፕሬዚዳንት ፓኪስታን ዶ/ር ኣሪፍ ኣልቪ÷ ኣምባሳደር ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ብምዃን ንዝተሸሙ ሚኣን ኣቲፍ ሻሪፍ ኣብቲ ጉዳይ ኣበርቲዖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ክረምታዊ ወለንታዊ ስራሕ ኣጀሚሮም Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ከተማ ሸገር ክረምታዊ ወለንታዊ ስራሕ ኣጀሚሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሕድሳት መንበሪ ኣባይቲ ዓቕሚ ዘይብሎምን ኣብያተ ትምህርቲን ከምኡውን ተኸላ ፈልሲ ከምዝካየድ ግዜኢ…
ቢዝነስ ልዕሊ 389 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Jul 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 389 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ካብ 7 ክሳብ 13 ሓምለ 2015 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 187 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣታዊ ናውቲታት ኮንትሮባንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ በጀት ዓመት ካብ መጥቃዕቲ ሳይበር 23 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኻእለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2017 መጥቃዕቲ ሳይበር ብምክልኻል 23 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኻእለ ምሕደራ ድሕንነት መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ምሕደራ ሰለሞን ሶካ÷ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ኣመልኪቶም መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኣኼባ መራሕቲ ሓሙሽተ ሃገራት ተሳቲፎም Desta Jul 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኣኼባ መራሕቲ ሓሙሽተ ሃገራት ተሳቲፎም። ኣብቲ ኣኼባ ኢትዮጵያ ሓዊሱ መራሕቲ ጣሊያን፣ ጅቡቲ፣ ሶማሊያን ኬንያን ምርካቦም ኣብ ቤት^ ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ኣኼባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ድሬዳዋ ማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ተመሪቑ Desta Jul 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ማእኸል ሕፅበት ኩላሊት ተመሪቑ። እቲ ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ሳብያን ዝተመረቐ ማእኸል ልዕሊ 22 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወለድቲ ድሬዳዋ ደገፍን ምትሕብባር ማሕበር ኣክሲዮን ሲሜንት ናሽናልን…