ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተፈተንቲ 12 ክፍሊ ተፈተንቲ ናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ይኣትዉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መልቒ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወስዱ ተፈተንቲ ማሕራዊ ሳይንስ ናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ምእታው ጀሚሮም፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ካብ ልዕሊ 11 ክፍለ ከተማታት ዝተውፃእፅኡ ተፈተንቲ ማሕበራዊ ሳይንስ ተምሃሮ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ሮም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኮንፈረንስ ልምዓትን ፍልሰትን ይሳተፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jul 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሮም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ልምዓትን ፍልሰትን ይሳተፉ ኣለዉ። ኢትዮጵያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ምስ ዘለዋ ስትራቴጂካዊ ዓቕሚ÷ ፍልፍል ስደትን መሰጋገሪን መባፅሒትን ከመዝኾነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካን ኣቦ መንበር ካውከስ ኢትዮጵያ-ኣሜሪካን ዘቲዮም Desta Jul 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣባል ኮንግረንስ ኣሜሪካን ኣቦ መንበር ካውከስ ኢትዮጵያ-ኣሜሪካን ጆን ጋራሜንዲ ዘቲዮም። እቶም ኣባል ኮንግረንስ ምስ መንግስቲን ህዝብን ኢትዮጵያ ንዝህልዎም ቀፃልነት ዘለዎ…
ቢዝነስ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ልኡኹ ኩባንያ ቴክኖሎጂ ጄዲ ቻይና ዘትየን Desta Jul 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ልኡኹ ኩባንያ ጄዲ ቴክኖሎጂ ቻይና ተዛትየን። ኣብቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘለዉ ኣማረፅትን ዕድላትን ኢንቨስትመንት ዘድህበ ከምዝነበረ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ኩባንያ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ዓለምና ናህሪ ዋጋ መግቢ ከጋጥም ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ Desta Jul 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ(ኣይ ኤም ኤፍ)ኣብ ዓለምና ናህሪ ዋጋ መግቢ ከጋጥም ከምዝኽእል ኣጠንቂቑ። ካብ ዩክሬን ብፀሊም ባሕሪ ኣቢልካ ስርናይ ንምዉፃእ ኣብ መንጎ ሩስያን ዩክሬንን ዝተኸተመ ስምምዕነት ምቁራፁ ስዒቡ ሕፅረት ዉሕስና መግቢ ዓለምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተመረቕቲ ንድኽነት ብፍልጠት ንምርታዕ ፃዕሪ ክትገብሩ ኣለኩም-ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው Desta Jul 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመረቕቲ ንድኽነት ብፍልጠት ንምርታዕ ፃዕሪ ክትገብሩ ኣለኩም ክብላ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ገሊፀን። ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ብዝትፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ለዕሊ 1 ሺሕን 400 ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሞናኮ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ Desta Jul 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ፈረንሳይ ሞናኮ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ዳይመንድ ሊግ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ተኸታቲሎም ውድድሮም ብምዝዛም ተዓዊቶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ፕሮግራም መግቢ ዓለም ዘቲየን Desta Jul 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ፕሮግራም መግቢ ዓለም ካርል ስካዉ ዘቲየን። ኣምባሳደር ብርቱካን እቲ ትካል ካብ ምስረትኡ ጀሚሩ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ድጋፍ ኣመስጊነን። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን…
ቢዝነስ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 3 ፋብሪካታት ባኒ መሪቐን ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን Desta Jul 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ 3 ፋብሪካታት ባኒ መሪቐን ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ሎሚ መዓልቲ ንነበርቲ ከተማና ተወሳኺ ብስራት ዝኾነ ፋብሪካታት ባኒ መሪቕና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ ኣርሲ ንኣትሌት ቀነኒሳን ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ Desta Jul 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣርሲ ንኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ። እቲ ዩንቨርስቲ በዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።…