ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኣንጎላ ዘቲዮም Desta Sep 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኣንጎላን እዋናዊ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ጁአዎ ሎሬንቾ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ሓበራዊ ባህጊታትና ጠመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ኣብ መዓልቲ ሕብረት ን500 ሺሕ ነበርቲ ከተማና መኣዲ ኣንጊድና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Sep 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ መዓልቲ ሕብረት ን500 ሺሕ ነበርቲ ከተማና መኣዲ ኣንጊድና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ኣብ እዋን ክራማት ምንም ደጋፊ ዘይብሎም ወገናት፣ ሰብ ውዕለታ ሃገርን ኣብ ትሑት ናብራ ዝነብሩ 156 ሺሕ ዜጋታትከንድግፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሕብረት ኣብ ክልል ዓፋር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ Desta Sep 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ሕብረት “ብዙሃነት ፅባቐ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክልል ዓፋር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ። ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ሓላፊ ቢሮ ስፖርት ባህሊን መናእሰይን ኣይተ ሃሚድ ዱላ፥ ሀብረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሕብረት ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ Desta Sep 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ሕብረት “ብዙሃነት ፅባቐ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ። ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ዝኽበር ኣብ ዘሎ እቲ መዓልቲ ዝተረኸባ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ ኣብዱርሁማን፥ ዜጋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሕብረት ኣብ ክልል ሲዳማ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ Desta Sep 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ሕብረት “ብዙሃነት ፅባቐ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክልል ሲዳማ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተኸቢሩ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን እቲ ክልል በየነ በራሳ፥ ኢትዮጵያ ብብዝሃ ማንነት ዝደልደለት ሓበራዊት ቤትና ኢያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዙህነት ሕብረት ዘደልድል ሓይሊ ሰዓራይነት ኢዩ-ኣይተ መሓመድ እድሪስ Desta Sep 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዙህነት ሕብረት ዘደልድል ሓይሊ ሰዓራይነት ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ እድሪስ። “ብዙህነት ፅባቐ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሕብረት ዝጠመተ ፓነል ዘተ ተኻይዱ። እቶም ሚኒስትር ኣብቱ መድረኽ ኣብ ዘስምዕዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም Desta Sep 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣንጊዶም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ትሑት ናብራ ንዘለዎም ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትርን ሰራሕተኛታቱን ንዘዕብዩዎም ህፃናት መኣዲ ከምዝኣንጊዱ እቲ ቤት ዕዮ ገሊፁ።…
Uncategorized ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Sep 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ኣብ ጉባኤ ማሕበረሰብ ኣፍሪካ-ካረቢያንን መበል ካልኣይ ጉባኤ ክሊማዊ ለውጢ ኣፍሪካን ክሳተፉ ኢዮም። ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሚኒስትራት ጥዕና ካሪቢያን ኣፍሪካ ምስላጥ ጀሚሩ mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉባኤ ሚኒስትራት ጥዕና ካሪቢያን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ሓላፊ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ከምዝበልዎ፤ ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ግሁድ ክሳብ ዝኾን ዝረኸብናዮ ውፅኢት ፅንዓትና እዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) mizan mekonen Sep 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትካላት ድሕንነትን ፀጥታን ካብ ምዝማን ጀሚሩ ክሳብ ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘመዝገብናዮ ዓብዪ ዓወት፣ ናይ ሓባር ዕላማናን ዘይንቕነቕ ፅንዓትናን እዩ ኢለና ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)። ጳጉሜን 1 መዓልቲ ፅንዓት “ፅኑዕ…