ብፁእ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነ ኢየሱስ ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሊቀጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነ ኢየሱስ ንበዓል ትንሳኤ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
ብፁዕ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነየሱስ ኣብ መልእኽቶም÷ መላእ ህዝበ ክርስቲያንን ህዝቢታት ሃገርናን፣ ኣብ…