ቴክኖሎጂ ብክብረወሰን ዋጋ ዝተሸጠት ሞዴል 2007 ኣይፎን Desta Jul 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓንቲ ኣብ 2007 ዘገልገለት ኣፕል ኣይፎን ታሪኽ ከምዘመዝገበት ተገሊፁ። ኣብ መጀመርታ ብ599 ዶላር ትሽየጥ ዝነበረት እዛ ኣይፎን ካብ 50 ሺሕ ክሳብ 100 ሺሕ ዶላር ክትሽየጥ ትፅቢት ተገይሩ ነይሩ። እንተዀነ ካብቲ ቅድሚ ሐዚ ዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ብኢትዮጵያውያን ሓምለዋይ ታሪክ ተሰሪሑ” – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Desta Jul 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)500 ሚሊየን ፈልስታት ብምትካል ናይ ባዕልትና ሪከርድ ንክንሰብር ዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል ንዝወፅኡ ኩሎም አመስጊኖም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መልእኽቶም፥ ብኢትዮጵያውያን ሓምለዋይ ታሪክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣረጋውያን ኣዴታትን ኣቦታትን ብምዃን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊዮን ፈልሲታት፣ ኣብዚ ዕለት ንሳልሳይ ግዘ ምስ ኣረጋውያን ኣዴታትን ኣቦታትን ብምዃን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። #ሓምለዋይኣሰር #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ተሳቲፈን Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሰራሓተኛታት ኣብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታ ተሳቲፎም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብ መርበብ ሓሬታ ትዊተር ገፁ÷ ክሌማዊ ለውጢ ዶብ ከምዘይግድቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲታት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ ክሳብ 8፡30 ሰዓት ልዕሊ 372 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ወፍሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ምትካል ካብ ወጋሕታ ክሳብ 8፡30 ሰዓት ኣብ ዘሎ እዋን 372 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ክፍሊ መከታተሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ህዝቢ ሓድነቱ ብተግባር ዘርአየሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ህዝቢ ሓድነቱ ብተግባር ዘርአየሉ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ገሊፆም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ፌዴራልን ምስ ነበርቲ ብምዃን ከም ሃገር መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሰራሕተኛታት እቲ ፕሮጀክት፣ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ተሳቲፎም። ኣካያዲ ስራሕ ፕሮጀክት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንተኽሎ ንቐፃሊ ትውልዲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እንተኽሎ ንቐፃሊ ትውልዲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጎቦ የካ ምስ ተምሃሮ ቀዳማይ ብርኪን ካልኣይ ብርኪን ኣብያተ ትምህርቲ ብምዃን ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ Desta Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ትካላት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተሳቲፎም Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ከም ሃገር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተሳቲፎም። ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን፣ ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፣ ሚኒስቴር ቱሪዝም፣ ሚኒስቴር…