ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዑል ውፅኢት ተረኺቡ-ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዑል ውፅኢት ከምዝተረኸበ ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ ተዛሪቦም።
ከም ሃገር ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ኣብ ክልሎም ዘጀመሩ ኣይተ ሽመልስ፥ ኣብ…