Fana: At a Speed of Life!

ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ዘበን ፓርላማ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ  ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ደቡብ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ዝነበሩ ኝዱኝተ ዞባታትን ሓሙሽተ ፍሉያት…

ስርዓት ምርጫ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ዝውዕል ደገፍ ስምምዕነት ገንዘብ 30 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ምርጫ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ዝውዕል ደገፍ ስምምዕነት ገንዘብ 30 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያን ትካል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኢዩ ተፈሪሙ። እቲ…

ቱርኪን ግብፂን ላሕሊሑ ዝፀንሐ ርክበን ከሕድሳ ኢየን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪን ግብፂን ላሕሊሑ ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊ ርክበን ንምሕዳስ ከምዝተስማዕመዓ ተገሊፁ። እተን ሃገራ ልዑል ደረጃ ዘለዎ ዲፕሎማሲያዊ ዘተ ምሰካየዳ እተን ሃገራት ነናይ ባዕለን ኣምባሳደር ከምዝሾማ እውን ኣልጀዚራ ፀብፂቡ፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…

ተሳትፎ ኢኮኖሚ ዘፈር ውልቀ ዘደንፍዕ ስራሕ ክስራሕ ኢዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጠራ ዕድል ስራሕን ተሳትፎ ኢኮኖሚ ዘፈር ውልቀን ዘደንፍዕ ስራሕ ከምዝስራሕ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መድረኽ ዘተ ረቂቕ በጀት 2016 ተረኺቦም ካብ ቀዋሚ ኮሚቴን ህዝቢን ዝተልዓሉ…

ኢትዮጵያ ጉባኤ ስራሕ ኣፍሪካ ክተተኣናግድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ጉባኤ ስራሕ ኣፍሪካ ክካየድ ምዃኑ ሚኒስቴር ስራሕን ክልእለትን ኣፍሊጡ። ብብርኪ ኣህጉር ንሳልሳይ ብደረጃ ሃገር ድማ ንፈለማ እዋን ዝካየድ እቲ ጉባኤ÷ ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን፣ ሕብረት ኣፍሪካን ኣፍሪካ ትሬድ ኤሌክትሮኒክስን…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድሕድ ኩርናዕ እዛ ሃገር ንምሽፋን ዝዓለመ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ደቡብ ኦሞ ወረዳ ኝኣንጋቶም ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ኣንቢሮም። መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሕድሕድ ኩርናዕ እዛ ሃገር ንምሽፋን ዝዓለመ ኢዩ ክብሉ ድማ ገሊፆም። ብተወሳኺ ኣብ ከምዚ ዝበለ ከባቢ…

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመስመር ኤሌክትሪክ ኢትዮ-ኬንያ 26 ሚሊየን ዩሮ ልቓሕ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ካብ ኢትዮጵያ ክሳብ ኬንያ ብውሽጢ መሬጽ ዝዝርጋኽ መመሓላለፊ መስመር ኤሌክትሪክ ንምዝርጋሕ ዝውዕል 26 ሚሊየን ዩሮ ልቓሕ ኣፅዲቑ። ኣብ ውሽጢ መሬት ዝዝርጋሕ 16 ነጥቢ 5 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ መስመር ሓይሊ÷ 132 ኪሎ…

ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ፋሽን ፍርያታታ ተፋልጥ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ‘ቴክስ ዎርልድ ኢቮሉሽን ፓሪስ’ ብዝብል ስያመ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፓሪስ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ፋሽን ፍርያታታ ተፋልጥ ኣላ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ማህሌት ሃይሉ ከምዝገለፀኦ÷ እቲ ዓውደ ምርኢት ኣብ ፋሽን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ኣኼብኡ ሕሉፍ ቃለ ጉባኤ መርሚሩ ኣፅዲቑ። ብተወሳኺ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። ምክትል…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰራዊት ሰላምን ኣካላት ፀፅታን 1 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰራዊት ሰላምን ኣካላት ፀፅታን 1 ሚሊየን ፈልሲ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ተጀሚሩ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ 17 ሺሕ ሰራዊት ሰላም፣ ኣካላት ፀፅታን ነበርቲ ክፍለ ከተማ ለሚ ኮራን ክሳተፉ ኢዮም ተባሂሉ። ብመሰረት…