Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሃዋሳ ብልዕሊ 550 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብልዕሊ 550 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ 16 ፕሮጀክታት ተመሪቖም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ከንቲባ ምምሕዳር ሃዋሳ ፀጋዬ ቱኬ (ረ/ፕ)ን ነዮም ፕሮጀክታት መሪቖም ንኣገልግሎት ከፊተምዎም። ወፃኢ ቆጠብቲ…

ልዕሊ 238 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 16 ክሳብ 22 ሰነ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 238 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ምሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ 22 ውልቀ ሰባትን 11 ተሽከርከርቲን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኮንፈረንስ ሪዞርት ኣርባ ምንጭ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኮንፈረንስ ሪዞርት ኣርባ ምንጭ ኣንቢሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብዝሓ ስራሕቲ ልምዓት ሴክተር ቱሪዝም መኣዲ ንሸገርን መኣዲ ንሃገርን  ከምዝተዛዘሙ  ገሊፆም። ብብርኪ ሃገር 8 ቦታታት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ኣርባንምጭ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ኣርባንምጭ ኣምሪሖም። ብተወሳኺ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ናብታ ከተማ ኣቲዮም። ኣብ ከተማ ኣርባንምጭ እንትበፅሑ ድሙቕ ኣቀባብላ…

ኣብ ትግራይ ብሄራዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 28 ሰነ 2015 ዓ.ም ክወሃብ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብሄራዊ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ 28 ሰነ 2015 ዓ.ም ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ሓፈሻዊ ፅሬት ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ምዘና ትምህርትን ብሄራዊ ፈተናን ኣይተ ክንፈ ፍሰሃ፥ እቲ ፈተና ኣብ…

ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ንምዝማን ግደ ዝተዋደዱ ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ልዑል ኢዩ-ኣይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ንምዝማን ግደ ዝተዋደዱ ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ልዑል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልገሊፆም። ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ስትሪንግ ኮሚቴ ዝተዋደዱ ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ፌዴራል ተሳሊጡ። ኣይተ መላኩ…

ባንኪ ሲዳማ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማይ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ማሕበር ኣክሲዮን ባንኪ ሲዳማ ስራሕ ኣጀሚሮም። ኣብቲ ስነስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማይ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓ እቲ ክልልን ባንኪን ከምዝተረኸቡ ካብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ጌዴኦ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ጌዴኦ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣጀሚሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ህዝቢ ጌዴኦ…

እስራኤል ኣብ ከተማ ጀኒን ባንኪ ዌስት መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ከተማ ጀኒን ባንኪ ዌስት ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ፍሊስጤማዊያን መጥቃዕቲ ኣየር ከምዝፈፀመት ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር ጥዕና ፍልስጤም ንቢቢሲ ከመዝበልዎ፥ እስራኤል ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ድሮን ሰለስተ ሰባት እንትሞቱ ልዕሊ 20 ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉ…

ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሸሻ ኢትዮጵያ ምስ መፍረዪ መሳርሒታት ሕርሻ ኩባኒያ ቻይና ስምምዕነት ንግዲ ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሸሻ ኢትዮጵያ ምስ መፍረዪ መሳርሒታት ሕርሻ ኩባኒያ ቻይና ዙምላይን ስምምዕነት ንግዲ ተፈሪሙ። ሰነድ እቲ ስምምዕነት ክልተ ምዕራፋት ዘካተተ እንትኸውን÷ እቲ ቀዳማይ ብኽፋል ዝተገጣጠሙ መሳርሒታት ሕርሻ ብምምፃእን ተረፍ ስራሕቲ…