ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዙር ከተማ ሓቆፍ ሰሙን ባህሊ ንባብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዙር ከተማ ሓቆፍ ሰሙን ባህሊ ንባብ "ንባብ ንዘላቒ ልምዓት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ ኣብ ፓርክ ወዳጅነት ኢትዮ-ኩባ ተጀሚሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት መጀመሪ ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን ወርቅነሽ ብሩ፣ ሓላፊት ቢሮ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩክሬን ናብ ክሬሚያ ኣብ ዝወስድ ድልድል መጥቃዕቲ ምፍፃማ ሩሲያ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ናብ ክሬሚያ ኣብ ዝወስድ ድልድል መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመት ሩሲያ ገሊፃ። “መእተዊ ክሬሚያ” ተባሂሉ ዝፍለጥ እቲ ድልድል ንክሬሚያ ምስ ሩሲያን ደቡባዊ ግዝኣት ኬርሰንን ዘራኽብ እንትኸውን÷ ኣብቲ ድልድል ብምኽንያት ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ናብ ሓምለዋይ ልምዓት ስግግር ንምግባር ዘድሊ ሓገዝ ገንዘብ ንምርካብ ጥንኩር ሜላ ምፍጣር ከምዝግባእ ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ "ማሕለኻታት መበል 21 ክፍለ ዘመን ንምፍታሕ ሞዴል በዓል ብዙሕ ወገን ባንኪታት ምምሕያሽ" ብዝብል ርእሲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን150 ሺሕን 199 ተምሃሮ ከተማ ሓቆፍ ፈተና ንመሃብ ምድላው ተገይሩ – ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን150 ሺሕን 199 ተምሃሮ 6ይን 8ይን ክፍሊ ከተማ ሓቆፍ ፈተና ንመሃብ ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ትምህርቲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ምምሕዳር ምዘናን ፈተናን እቲ ቢሮ ዲናኦል ጫላ÷ ነቲ ፈተና ኣድላዪ ዘበለ ምድላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ይሳተፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ጉጅለ ልኡኾም ናብ ፈረንሳይ ምእታዎም ይፍለጥ። ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ላዕለዎት ሚኒስትራት ዶብ ተሳገርቲ ወሓዝቲ ሩባታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶብ ተሳገርቲ ወሓዝቲ ሩባታት ኣፍሪካ ብማዕርነትን ምኽኒያታዊነትን ምጥቃም ዘኽእል ኣኼባ ላዕለዎት ሚኒስትራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ፥ “ምኽኒያታዊ ማዕርነት ተረባሕነት ዶብ ተሳገርቲ ወሓዝቲ ሩባታት ንምዕባለ ኣፍሪካ ወሳኒ” ዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነስርዓ መጀመሪ ህንፀት 60 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ ተሳሊጡ Desta Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስነስርዓ መጀመሪ ህንፀት 60 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ ተሳሊጡ። እቶም ኣባይቲ ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ተሃኒፆም ክዛዘሙ ምዃኖም ኣብ ቤት^ ፅሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ህንፀት፥ ንልዕሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኮሚሽነር ጄኔራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ዝተመርሐ ልኡኽ ጅቡቲ ኣቲዩ Desta Jun 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ግዝያዊ ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካን ደመላሽ ገ/ሚካኤል ዝተመርሐ ልኡኽ ጅቡቲ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ናብ ጅቡቲ ዘምረሐሉ ምኽኒያት ብሄራዊ ፖሊስ ጅቡቲ ዝተጣየሸሉ መበል ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ብኲናት ንዝተሃሰዩ ሓረስቶት ትግራይን ኣምሓራን ልዕሊ 30 ሺሕ ኩንታል ዘርኢ ደገፍ ገይሮም Desta Jun 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ብኲናት ንዝተሃሰዩ ሓረስቶት ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ልዕሊ 30 ሺሕ ኩንታል ዘርኢ ደገፍ ገይሮም። ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ኢትዮጵያን ቢሮታት ሕክሻ ክልቲአን ክልላትን ሕብረት ኣውሮፓን ፈረንሳይን ንዝገበርዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ መገዲ ኣየር ናይጄሪያ ናብ ስራሕ ንምእታው ይስራሕ ኣሎ-ኣይተ መስፍን ጣሰው Desta Jun 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መገዲ ኣየር ናይጄሪያ ናብ ስራሕ ንምእታው ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ገሊፆም። ብሄራዊ መገዲ ኣየር ናይጄሪያ እንትጣየሽ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 49 ሚኢታዊ ብፅሒት ዝሓዘ እንትኸውን፥ 5…