ብላዕለዋይ ኣተሓባባሪ ሕብረት ኣውሮፓን ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ መቐለ ኣምሪሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኣተሓባባሪ ሕብረት ኣውሮፓ ዶ/ር ስቴፋን ሎክን(ዶ/ር) ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ረሚ ማርቻ-ኩስን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር መቐለ ኣትዩ።
እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ…