ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ዘለወን ርክብ ንግዲ ክብ ንምባል ዘቲየን Desta Jun 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ብሪታኒያን ዘለወን ርክብ ንግዲ ክብ ንምባል ዘቲየን። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ነግዲ ብሪታኒያ ኒገል ሃድልስተን ዘቲዮም። ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ኢትዮጵያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ስምምዕነት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ነፈርቲ ተፈራሪመን Desta Jun 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ስምምዕነት ኣገልግሎት ትራንስፖርት ነፈርቲ ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብግዝያዊነት ዝወሃብ ዝነበረ ፍቓድ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ቀዋሚ ንምግባን ዓለም ለኻዊን በዝኾነ ስምምዕነት ንምትካእ ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን እንግሊዝን ኣብ ንግድን ኢንቨስትመትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን Desta Jun 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን እንግሊዝን ኣብ ንግድን ኢንቨስትመትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ሰነድ፥ ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላን ዓለም ለኸ ሚኒስትር ንግዲ እንግሊዝ ኒገል ሃድልስተን ክታሞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብሪ ሞሮን ህንፃን ከም ምኽኒያት ብምጥቃም ክራይ ገዛ ምውሳኽ ይኹን ተኻራዪ ምውፃእ ኣይከኣለን-ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ Desta Jun 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብሪ ሞሮን ህንፃን ከም ምኽኒያት ብምጥቃም ክራይ ገዛ ምውሳኽ ይኹን ተኻራዪ ምውፃእ ኣይከኣለን ክብል ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ካቢኔ እቲ ምምሕዳር 30 ለካቲት 2015 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ዝኾነ ይኩን ኣካራዪ ክራይ ገዛ ክሳብ 30…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዓለም ለኸ “መዓልቲ መልኣኺ ሸርፊ ወፃኢ ስድራ ቤት” ይኽበር ኣሎ Desta Jun 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ምስ ትካል ተራድኦ ጀርመን (ጂኣይዜድ)ን መዳርግቲ ኣካላትን ብምትሕብባር ዘዳለዉዎ ዓለም ለኸ "መዓልቲ መልኣኺ ሸርፊ ወፃኢ ስድራ ቤት" ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ይኽበር ኣሎ። ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ Desta Jun 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን ማሕበራዊ ሚዲያ ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ካብ ወርሒ ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ክሳብ ወርሒ ታሕሳስ 2015 ዓ.ም፥ ብፌስቡክ፣ ቲዊተር፣ ዩቲዪብ፣ ኢንስታግራምን ቲክቶክን ዝተወዝዑ ዘረባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 14 ሃገር ለኸ መድረኽ ኣገልግሎት ማይ ኣብ ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ሃገር ለኸ መድረኽ ኣገልግሎት ማይ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ። “ኣሰራርሓታት ኣገለግሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማታት ኢትዮጵያ ምዝማን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ መድረኽ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…
ቢዝነስ ዓለም ለኸ ጉባኤ ማሕበር ትራንስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ጉባኤ ማሕበር ትራንስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ዓቕሚ ዓውዲ ኣቬሽን ምጥቃም” ዝበል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ኣብ ዓውዲ ኣቬሽን ኣፍሪካ ዘለዉ ዕድላትን ብድሆታትን ጠሚቱ ከምዝላዘብ ግዜኢ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣፍሪካ ልዕሊ 8 ሚሊየን ፍልሰተኛታት ፅግዕተኝነትን ዓለም ለኸ ሓለዋን ይደሊዩ-ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ Desta Jun 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ልዕሊ 8 ሚሊየን ፍልሰተኛታት ፅግዕተኝነትን ዓለም ለኸ ሓለዋን ይደሊዩ ክብል ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዓለም ለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ኣብ ዋና ቤት ዕይኡ ሎሚ መዓልቲ ኣኽቢሩ። እቲ ዕለት፥ ክፍሊ ጥዕና፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓበራዊ ሓቅታት ብምድሃብ ሃገር ምፅናዕ ይግባእ-ኣፈጉባኤ ታገሰ ጫፎ Desta Jun 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓበራዊ ሓቅታት ብምድሃብ ሃገር ምፅናዕ ይግባእ ክብሉ አፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። “ምቕልጣፍን ምፍጣርን፣ ሓበራዊ ሓቅታት ናይ ምፅናዕ ቀፃሊ ምዕራፍ ቃልሲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ኣመራርሓን ሰብ…