ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ንፈልስታት ፍራምረ ልዑል ጠመተ ክግበር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ንፈልስታት ፍራምረ ልዑል ጠመተ ክግበር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፈልስታት ጥሙር ደኒ ሕርሻ 60 ሚኢታዊ…