ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ወላይታ ግዚያዊ ውፅኢት ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ወላይታ ግዚያዊ ውፅኢት ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዕላዊ ኮይኑ።
ኣብ ውሱናት ጣቢያታት ምርጫ ከተማ ሶዶ፣ ቦዲቲን ወረዳ ዳሞት ጋሌን እቲ ውፅኢት ዕላዊ ከምዝተገበረ ካብቲ ዞባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
መረፅቲ በቢዝመፅኡሉ…