ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ዘቲዮም Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልለ ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ቻይና ዘትዮም። እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣስታት 20 ዝኾኑ ኣባላት ዝተፈላለያ ኢንተርፕራይዛትን ኩባንያታትን መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ዘሎ ርክብ ምጥንኻር ኣቕሊልካ ዝረአ ጉዳይ ኣይኮነን- ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ መንግስታት ፌዴራልን ክልልን ዘሎ ርክብ ምጥንኻር ኣቕሊልካ ዝረአ ጉዳይ ኣይኮነን ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ሓበራዊ መድረኽ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ክልላትን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥…
ቢዝነስ ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ። ብኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ዑደት ኣሳሊጡ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ፥ ምስ ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፓርክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ወላይታ ካልኣይ ዙር ምርጫ ህዝበ ውሳነ ይካየድ ኣሎ Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ካልኣይ ዙር ምርጫ ህዝበ ውሳነ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ዞባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣቢያታት ካብ ንጎሆ 12 ሰዓት ጀሚሩ ነበርቲ ብምስላፍ ድምፆም ይህቡ ኣለዉ። ኣብ 12 ጊዚያዊ ማእኸላት ምትሕብባር ምርጫ 1 ሺሕን 812 ጣቢያታት ምርጫ…
ስፓርት ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ዘመዝገቦ ዓወት ክብረ ወሰን ዓለም ብምዃን ፀዲቑ Desta Jun 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ለሜቻ ግርማ 15 ለካቲት 2023 ዓ.ም.ፈ ኣብ ፈረንሳይ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ዘመዝገቦ ዓወት ክብረ ወሰን ዓለም ብምዃን ፀዲቑ። ኣብ ወርልድ ኣትሌቲክስ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘረድኦ፥ ኣትሌት ለሜቻ ነቲ ውድድር 7…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ዘቲዮም Desta Jun 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፀሓፉ ጉዳያት ዲያስፖራን ኬንያ ኣልፍሬድ ሙቱዋ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ሓበራዊ ዞባዊ ጉዳያት ዝጠመተ ልዝብ ከምዝገበሩ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓውልቲ ኣኽሱም ዳግም ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ Desta Jun 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓውልቲ ኣኽሱም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዳግም ንዑደተኛታት ክፍቲ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ባህልን ቱሪዝምን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከተማ ኣኽሱም ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ገብረመድኅን ፍፁምብርሀን፥ ኣብ ከተማ ኣክሱምን ከባቢኣን ዝርከቡ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትውልዲ ከተማ ፕሬዚዳንት ዩክሬን መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመት ተገሊፁ Desta Jun 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትውልዲ ከተማ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዜለንስኪ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ከተማ ክሪቪ ሪህ ዝተፈፀመ እንትኸውን፥ ክሳብ ሐዚ ህይወት ሽዱሽተ ሰባት ከምዝሓለፈ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ ሓቢሮም። በቲ…
ቴክኖሎጂ ብ50 ሚሊየን ዶላር ዝተሃነፀ ማእኸል ዳታ ዊንጉ ኣፍሪካ ተመሪቑ Desta Jun 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብ50 ሚሊየን ዶላር ዝተሃነፀ ማእኸል ዳታ ዊንጉ ኣፍሪካ ተመሪቑ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ ስርዓት ምርቓት፥ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)፣ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዊንጉ ኣፍሪካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያን ዑደት ክገብሩ ኢዮም Desta Jun 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብ ኢትዮጵያን ዑደት ክገብሩ ኢዮም። እቲ ዑደት ብቐንዱ ብራዚል ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለወን ርክብ ንግዲን ዲፕሎማሲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኦ ግሎቦ ዝተብሃለ ጋዜጣ ብራዚል ከምዝፀብፀቦ፥ እቶም…