Fana: At a Speed of Life!

ሂዩማን ራይትስ ዎች ዘውፅኦ ፀብፃብ ተቐባልነት ኣይብሉን-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዩማን ራይትስ ዎች ዘውፅኦ ፀብፃብ ተቐባልነት ኣይብሉን ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተወሰኑ ከባቢታት ግልፂ ዝኾነ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ከምዝተፈፀሙ ዝገልፅ ጁን 1/ 2023 (24 ግንቦት  2015 ዓ.ም)…

ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ምስ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት፥ “ስማርት ሲቲ ኣዲስ ኣበባ” ናይ ዝብል ፕሮጀክት ኣካል ዝኾነ መሰረተ ልምዓት ንምህናፅ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት በጀል ዓመት 2016 ዓ.ም ብር 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ንክኸውን ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 21 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ባጀት 2016 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራል ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ባጀት ሸቶታት መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ተሓሳቢ ዝገበረ፣ ድሕንነት ሃገር ኣብ ምሕላው፣ ብሰብ ስራሕ…

ዓመታዊ ጉባኤ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ጉባኤ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ኢንዱስትሪን ኣፍሪካ ንምንቕቓሕ ኣብ ዝሕግዙ ፖሊሲን ስትራቴጂታትን ዝጠመተ ዘተ ዝካየደሉ ጉባኤ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…

ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ውድብ ብልፅግና 2 ሓደሽቲ ኣባላት ኣካቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ውድብ ብልፅግና 2 ሓደሽቲ ኣባላት ኣካቲቱ። ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ንዝተጓደሉ ኣባላት ዝትክኡ ሓደሽቲ ኣባላት ብማእከላይ ኮሚቴ እቲ ፓርቲ ከምዝተመረፁ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣይተ ኣብዱ ሁሴንን ኣይተ ይርጋ ሲሳይን ናብቲ…

ዜጋታት “ንሃገራዊ ዘተ ኣጀንዳ ይኹኑ ኢዮም” ዝብልዎም ዛዕባታት ሓበሬታ ንክህቡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፥ ዜጋታት “ንሃገራዊ ዘተ ኣጀንዳ ይኹኑ ኢዮም” ዝብልዎም ዛዕባታት ሓበሬታ ንክህቡ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ኮሚሽን ዝተጣየሸሉ ዕላማን ብህዝቢ ዝተውሃቦ ሓላፍነትን ንምውፃእን ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቂ ሰላም ንክዓስልን ዓሊሙ…

ብኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣሜሪካ ምስ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣሜሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ መቐለ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር…

ኢትዮጵያን ብራዚልን ዘለወን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ንምሽጋር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ዘለወን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ንምሽጋር ተስማዕሚዐን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፀእን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ማውሮ ቪዬራ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ርክብ…

ኣብ መሳጊድ ዘጋጥሙ ዘለዉ ጎንፅታት ንምፍታሕ ተቐራሪብካ ምዝርራብ ኣማራፂ መፍትሒ ዘይብሉ መፍትሒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንድለም ኣብ መሳጊድ ዘጋጥሙ ዘለዉ ጎንፅታት ንምፍታሕ ተቐራሪብካ ምዝርራብ ኣማራፂ መፍትሒ ዘይብሉ መፍትሒ ከምዝኾነ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ብላዕለዋይ ቤት ምኽሪ እስልምና ፌዴራል ኣቢሉ ምስ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ተዛቲዮም።…

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኩዌትን ዘሎ ርክብ ብሓደሽቲ ዓውዲታት ክብ ምባል ከምዝግባእ  ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኩዌትን ዘሎ ርክብ ብሓደሽቲ ዓውዲታት ክብ ምባል ከምዝግባእ  ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኲየት ሰይድ ሙሃመድ  ገሊፆም። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኣብ ኲየት ሰይድ ሙሃመድ ደብዳበ ሹመቶም ናብ ሚኒስትር…