ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ከቢድ ሓደጋ ባቡር ልዕሊ 200 ሰባት ሞይቶም Desta Jun 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ምብራቓዊ ግዝኣት ኦዲሻ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግጫው ብዙሓት ባቡር ክሳብ ሕጂ ብውሕዱ ልዕሊ 260 ሰባት ከም ዝሞቱን 650 ከም ዝቘሰሉን ሰበስልጣን ገሊፆም። እቲ ቑፅሪ ካብዚ ንላዕሊ ክኸውን ከም ዝኽእል ይግለፅ ኣሎ። ብሰንኪ እዚ ሓደጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ቀፃሊ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብሩህ ከምዝኾነ ገሊፆም Desta Jun 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ቀፃሊ ኣብ ምትእምማንን ሕውነትን ዝተደረኸ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብሩህ ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ቻይና ምስ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ጎኒ ንጎኒ ምስ ሲ ጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 87 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ተረባሕቲ ዝገብር ስምምዕነት 30 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ Desta Jun 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋርም ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤምባሲ ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያን ልዕሊ 87 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ተረባሕቲ ዝገብር ስምምዕነት 30 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ንሰለስተ ዓመታት ዝትግበር፣ ተፈጥሮ መሰረት ኣብ ዝገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርባዕተ ሰብ ውህብቶ ድምፃውያን 1 ሚሊየን ብር ንምውሳድ ኣብ ፋና ላምሮት ሎሚ ክነሓንሑ ኢዮም Desta Jun 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ሰብ ውህብቶ ድምፃውያን ንፈለማ እዋን 1 ሚሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበ ልዑል ሽልማት ንምውሳድ ኣብ ፋና ላምሮት ሎሚመዓልቲ ክነሓንሑ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ሃብታሙ ይሄነው፣ ግሩማ ሞገስ፣ በረከት ደሞዝን ዘውዱ ኣበበን ኣብ ፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ ፍትሒን ሰናይ ምምሕዳርን በቲ ዝተለመደ መገዲ ብምኻድ ክንፈትሖም ኣይንኽእልን-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝለዓሉ ዘለዉ ሕቶታት ፍትሒን ሰናይ ምምሕዳርን በቲ ዝተለመደ መገዲ ብምኻድ ክንፈትሖም ኣይንኽእልን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው ምስ ኣባላት ኣብያተ ምኽሪ ወረዳታትን ከተማታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ምስ ሚኒስትር ብዙሃነት ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ዘቲዮም Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ምስ ሚኒስትር ብዙሃነት ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሼኽ ናሃያን ሙባረክ ኣል ናሃያን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ቅዱስ…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ዕዳ ታክሲ ልዕሊ 40 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዕዳ ታክሲ ኣብ 10 ኣዋርሕ ውሽጢ ልዕሊ 40 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቤት ዕዮ ኣብ ዉሽጢ ዓሰርተ ኣዋርሕ ካብ ዕዳ ታክሲ ንምእካብ ካብ ዝተተለመ 30 ነጥቢ 39 ቢሊየን ብር ዉሽጢ 40 ነጥቢ 5 ቢሊየን…
ጥዕና ኮምፒተር ኣብ ሕቚፊ ምቕማጥ ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ የስዕብ-ተመራመርቲ Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ጠንቅታት መኻንነት ደቂ ተባዕትዮ ከምዘስዕብ ተመራመርቲ ገሊፆም። እቶም ተመራመርቲ ከምዝገለፅዎ፥ ጠንቂ ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ እንተወሓደ ሓሙሽተ ምኽንያታት ኢዮም። ንሳቶም ድማ፥ ልዕሊ ዓቐን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ 189 ሺሕ ስደተኛታት ዝኸውን ደገፍ 25 ሚሊየን ዶላር ተሓቲቱ Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት(ኣይ.ኦ.ኤም)ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ካብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝተፈናቐሉ 189 ሺሕ ስደተኛታት ዝኸውን ደገፍ 25 ሚሊየን ዶላር ሓቲቱ። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝተፈጠረ ኲናት ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ሰባት ንክስደቱ ምኽኒያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 12 ጉባኤ መምህራን ቻይና-ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ጉባኤ መምህራን ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ቻይና ከተማ ዢኑዋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ 45 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ኣስታት 200 ዝኾኑ ምሁራንን ተወከልቲ ቢዚነስን ሓሳቦም ኣቕሪቦም። እቲ ጉባኤ ኣብ ኣፍሪካ ንዘለዉ ፖሊሲ ዝሕንፅፁ…