ቢዝነስ “ብሩህ ኢትዮጵያ 2015” ውድድር ምህዞ ንግዲ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘዳለዎ "ብሩህ ኢትዮጵያ 2015" ውድድር ምህዞ ንግዲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ውድድር ካብ ኩለን ክልላት ዝተውፃእፅኡ 200 ተምሃሮ ይሳተፉ ኣለዉ። "ብሩህ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ 2013 ዓ.ም ዝተጀመረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ዘቲዮም Desta Jun 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ማውሮ ቪዬራ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበረዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብራዚል ማውሮ ቪዬራ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ስዊድን ስቶክሆልም ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም Desta Jun 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ስዊድን ስቶክሆልም ብክልቲኡ ፆታ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቶም። ብመሰረት እዚ ብደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ኣሸናፊ ሞገስ፣ ኣትሌት ደራራ ሁሬሳ፣ ኣትሌት ፀጋዬ መኮንን ብተኸታታሊ ካብ ቀዳማይ…
ቢዝነስ ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ብቕዓት ዘለዎ ሃገር ቦቆል ሓይሊ ሰብ ምህናፅ ዘኽአል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ብቕዓት ዘለዎ ሃገር ቦቆል ሓይሊ ሰብ ምህናፅ ዘኽአል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ዘሰናድኦ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ወንድሙ ሴታ (ኢ/ ር)ን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ማእኸል እፅዋት ፓርክ ሓድነት፣ ቤተ መዛግብቲን ማእኸል ሕክምና ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን መሪቖም ከፊቶም Desta Jun 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ማእኸል እፅዋት ፓርክ ሓድነት፣ ቤተ መዛግብቲን ማእኸል ሕክምና ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ማእኸል እፅዋት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሆስፒታል ድሬ ጎዳና ኣዳማ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ Desta Jun 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ109 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝተሃነፀ ሆስፒታል ድሬ ጎዳና ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ። እቲ ሆስፒታል ዘበናዊ ናውቲታት ሕክምና ዝተማልእሉ ከመዝኾነ ተገሊፁ። ብሰብ ሓይሊ እውን ብዙሓት ስፔሻሊስት ሓካይም ዝወነነ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድምፃዊ በረከት ደመወዝ ኣብ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ Desta Jun 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ በረከት ደመወዝ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል ዓሰርተ ሰለስተ ዙር ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ። ንፍፃመ ምዕራፍ ውድድር ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ድምፃዊ በረከት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ሱዳን ደው ምባል ተዂሲ ብህፁፅ ንክትግበር ሓቲቱ Desta Jun 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፀፅታ ኣብ ሱዳን ደው ምባል ተዂሲ ብህፁፅ ንክትግበርን ሰብኣዊ ሓገዝ ንክሳለጡን ሓቲቱ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዘሎ ዋና ቤት ዕዮ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ዘተ፥ ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ብህፁፅ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 7 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ Desta Jun 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍቢ ሲ)ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 7 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተዳለወ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ሞቱማ ቶሌራ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኢትዮጵያ ብኣፈልፋልነት ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓማውቲ ዝጀመርቶ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞሮኮ ይዳሎ ኣብ ዘሎ ጂአይቴክስ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ወኪሎም ዝተረኸቡ ጀመርቲ መሃዝቲ ስራሕ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Jun 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት ሰለሞን ሶካ ኣብ ሞሮኮ ይዳሎ ኣብ ዘሎ ጂአይቴክስ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ወኪሎም ዝተረኸቡ ጀመርቲ መሃዝቲ ስራሕ ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብ ሞሮኮ ማረከሽ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ…