ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣዘዝቲ ፖሊስ ሶማሊያን ጅቡቲን ዘቲዮም Desta May 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ፕሬዚዳንት ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣዘዝቲ ፖሊስ ሶማሊያን ጅቡቲን ዘቲዮም። እቶም ኮሚሽነር ጀነራል፥ ምስ ኣዛዚ ብሄራዊ ፖሊስ ሶማሊያ ብርጋዴር ጀነራል ሱሉብ ኣሕመድ ፊንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማይክ ሃመር ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም Desta May 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ኣብ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም። ቤት ዕዮ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ከምዝበሎ፥ እቶም ፍሉይ ልኡኽ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳብ ቀፃሊ ሰሙን ዕለተ ሰሉስ ኣብ ኢትዮጵያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ለውጢ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta May 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ለውጢ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ሀዝብን መሓውር ፀፅታን ብምውዳድ ብመሰረት ዝሰርሕዎ ስራሕ ኢዩ እቲ ለውጢ ከመዝተረኸበ ቢሮ ምምሕዳር ፀፅታን ሰላምን እታ ከተማ ገሊፁ። እቲ ቢሮን ኮሚሽን ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ Desta May 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ኣብ ቀረባ እዋን ህይወቶም ብዝሰኣኑ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ግርማ የሺጥላ ሕልና ፀሎት ብምግባር ኢዩ ዘትኡ ጀሚሩ። ኣብ ፃንሒቱ፥ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሞስኮ መጥቃዕቲ ድሮን ከም ዝተፈፀመ ተገሊፁ Desta May 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ርእሰ ከተማ ሩሲያ ዝኾነት ሞስኮ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ድሮን ኣብ ልዕሊ ህንፃታት እታ ከተማ መጠናዊ ዕንወት ከም ዝበፅሐ ሰብ መዚ እታ ከተማ ኣፍሊጦም። ከንቲባ ከተማ ሞስኮ ሰርጀ ሶብያኒን ኣሰካፊ ዝብሃል ዕንወት ከም ዘየጋጠመ ብምግላ፥…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ስምምዕ ምቁራፅ ተዂሲ ተፃባእቲ ሓይሊታት ሱዳን ንሓሙሽተ መዓልቲ ተናዊሑ Desta May 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃባእቲ ወገናት ሱዳን ኣብ ጅዳ ብመንጐኝነት ኣሜሪካን ስዑድ ዓረብን ንሓደ ሰሙን ዝፀንሕ ስምምዕ ምቍራፅ ተዅሲ ንሓመሽተ መዓልታት ክቕፅል ከምዝተሰማምዑ ሸምገልቲ ሃገራት ኣሜሪካን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዘውፀአኦ ሓባራዊ መግለፂ ኣፍሊጠን። እተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍን ኣብ ልዕሊ ታክሲ ዝፍፀም ምጭብርባር ንምክልኻልን ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ Desta May 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍን ኣብ ልዕሊ ታክሲ ዝፍፀም ምጭብርባር ንምክልኻልን ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። እቲ ባይቶ መበል 23 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ሉክሰምበርግን ስዊዘርላንድን ብኣታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሰንኪ ዘጋጥሙ ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊን ቁጠባዉን ቅልዉላዋት ኣብ ማሕበረሰብና ብሰፊሑ ዝረኣ ፀገም ስነ- ልቦና ከምዘሎ ተሓቢሩ Desta May 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራማ ወይድማ ናይ ስሚዒት ምቅዋስ ብሰንኪ ከምሀገር ዘጋጥሙ ዘለዉ ማሕበራዊ ፣ ፖለቲካዊን ቁጠባዉን ቅልዉላዋት ኣብ ማሕበረሰብና ብሰፊሑ ዝረኣ ፀገም ስነ- ልቦና ኮይኑ ከምዝርከብ ተሓቢሩ፡፡ ትራማ ወይድማ ምቅዋስ ስሚዒት ሰባት ኣብ ሓደ ነገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ተኸፊቱ Desta May 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያን ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ክብሪ ቆንስልኡ ኣብ ጣሊያን ጄኖኣ ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ስነስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲታት፣ ኣመራርሓ ምመሕዳር ከተማ ጄኖኣ፣ ሰብ ሃፍቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ተረኸቦም። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጃፓን ንኢትዮጵያ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ Desta May 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ንኢትዮጵያ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብላ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ገሊፀን። ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ነገሌ ብመንግስቲ ጃፓን ብ13 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ማእኸል መሰልጠኒ ሓረስቶት ተመሪቑ። ኣብቲ…