ብሰንኪ ዘጋጥሙ ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊን ቁጠባዉን ቅልዉላዋት ኣብ ማሕበረሰብና ብሰፊሑ ዝረኣ ፀገም ስነ- ልቦና ከምዘሎ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራማ ወይድማ ናይ ስሚዒት ምቅዋስ ብሰንኪ ከምሀገር ዘጋጥሙ ዘለዉ ማሕበራዊ ፣ ፖለቲካዊን ቁጠባዉን ቅልዉላዋት ኣብ ማሕበረሰብና ብሰፊሑ ዝረኣ ፀገም ስነ- ልቦና ኮይኑ ከምዝርከብ ተሓቢሩ፡፡
ትራማ ወይድማ ምቅዋስ ስሚዒት ሰባት ኣብ ሓደ ነገር…