ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣቕረብቲ መድሓኒት ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ኣቕራቢ መድሓት ኢትዮጵያ ዘሰናደኦ ሳልሳይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣቕረብቲ መድሓኒት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ÷ ዓለም ለኸ ኣቕረብቲን ኣፍረይቲን መድሓኒት ኣብ ውሽጢ ሃገር ንኸፍርዩ ዕድል ኢንቨስትመንት ንምፍጣር ዝሕግዝ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ድሉዋት ኢና – ማሕበር ኣብረርቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ማሕበር ኣብረርቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ኣባላት እቲ ማሕበር ኣብ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ልውውጥ ልምዲ ንምግባር ዘኽእል ዑደት ገይሮም። ኣብ እዋን እቲ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢስተርን ኮርፖሬሽን ኣብ ኢትዮጵያ ብተመጣጣኒ ዋጋ ኣባይቲ ክሃንፅ ከምዝደሊ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢስተርን ኮርፖሬሽን ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ብተመጣጣኒ ዋጋ ዘለዎም ኣባይቲ ንምህናፅን ኣብ ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ ንምውፋርን ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ። ኣብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ትራንስፎርሜሽን ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉጅለ ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ዘውፀኦ ፀብፃብ ውድቂ ገይራቶ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት ንኽምርምር ዝተሰየመ ዓለም ለኸ ጉጅለ ሰብ ሞያ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ መበል 54 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሰባኣዊ መሰል ዘቕረቦ ሪፖርት ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ። ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ፀጋኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ሕብረተሰብ ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ባህርዳር “ኩለመዳያዊ ሰላም ንምህናፅ ርብርብ ኩሉ ኣካል ይሓትት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሕብረተሰብ ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣካቢ ኮማንድ ፖስት ባህርዳርብ ከባቢኣን ሜጀር ጄኔራል ሙሉኣለም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፒሮላ ዝተብሃለ ሓዱሽ ዓሌት ኮቪድ-19 ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፒሮላ ዝተብሃለ ሓዱሽ ዓሌት ኮቪድ-19 ኣብ ኒውዝላንድ ኣብ ረሳሕ ማይ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። እቲ ቫይረስ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ መወዳእታ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ ብብርኪ ዓለም ዝርገሐኡ ጀሚሩ ክኸውን ከምዝኽእል ተሓቢሩ፡፡ ተመራመርቲ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 9ይ ጉባኤ ማሕበር ኣህጉራዊ ለኸ ቁፅፅር ጣንጡ ዓሶ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሓሙሽተ መዓልቲ እናተኻየደ ዝፀንሐ 9ይ ጉባኤን ዓውደ ምርኢትን ማሕበር ኣህጉራዊ ለኸ ቁፅፅር ጣንጡ ዓሶ ተዛዚሙ። እቲ ጉባኤ÷ "ኣብ ህዋሳት ሕማም ዝረአዩ ስግኣታት ክትትልን ቁፅፅርን ምስትኽኻል" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ቀጥታ በረራ ኣውሮፕላን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ንፈለማ እዋን ቀጥታ በረራ ኣውሮፕላን ተገይሩ። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀሪያን ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርት ኣልጄሪያ ዮሴፍ ቸርፋን ዳይሬክተር…
ስፓርት ፊፋ እዋናዊ ደረጃ ሰንጠረዥ ሃገራት ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊፋ እዋናዊ ደረጃ ሰንጠረዥ ዞባ ካፍ ሃገራት ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት ደረጃ ፊፋ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ኣፍልጦ ካፍ ካብ ዝርከባ 50 ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ መበል 42 ደረጃ እንትትርከብ ካብ ዓለም ድማ መበል 142 ደረጃ ተቐሚጣ፡፡…
ስፓርት ሉሲታት ፈላማይ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ከካይዳ እየን Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ (ሉሲታት) ፈላማይ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9፡00 ምስ ቡሩንዲ መዘናኣ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ክተካይድ ኢያ። ብኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ትስልጥን እታ ሃገራዊት ጋንታ÷ 26…