Fana: At a Speed of Life!

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ከይዲ ምሃብ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈጥሮ ሳይንስ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ከይዲ ኣወሃህባ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈጥሮ ሳይንስ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም። እቶም ሚኒስትር÷ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ፣ ዩኒቨርሲቲ ሲቪል ሰርቪስን ኢንስቲትዩት…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ብምዃን ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ 2 ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ብሓገዝ ባንኪ ዓለም ዝተሃነፀ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቦሌ ለሚ 2 ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ…

ኣሸንዳ፤ ማርያ፤ ዓይኒዋሪ ክብሪታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ንምኽባር ምድላው ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ፤ ማርያ፤ ዓይኒዋሪ ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብርታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ንምኽባር ምድላዋት እናተወገነ ምዃኑ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል÷ "በዓል ኣሸንዳ ንሰላምን ንሕውየትን "ብዝብል መሪሕ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ውፅኢት ፈተና 6ይ ክፍሊ 2015 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንፈለማ እዋን ብመሰረት ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ዝተውሃበ ፈተና 6ይ ክፍሊ 2015 ዓ.ም ውፅኢት ዕላዊ ኮይኑ። ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘላለም ሙላቱ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015…

ሃገር ለኸ ፈተና ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ፈተና ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ኣብ ኩለን ናይ መንግስቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምሃብ ተጀሚሩ፡፡ ሎሚ ዕለት ተፈተንቲ ተምሃሮ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ተፈታኝ ፈተናኦም እናወሰዱ ከምዝርከቡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ኣብ ዝገተገበረ ክልቲኣዊ ዘተ ብሓፈሻ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሃገር ቦቆል ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም። ቀዳማይ…

ምሕዝነት ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ሓበራዊ ተረባሕነት ብዘጠናኽር መልክዑ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፤ 24 ሓምለ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነት ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ሓበራዊ ተረባሕነት ክልቲን ሃገራት ብዘጠናኽር መልክዑ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ራብዓይ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኣፍሪካ ናሌዲ ፓንዶር ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ ዝሓሸ ብርኪ ክብ ንምባል ዝዓለመ ከምዝኾነ የጨተገሊፁ። ኢኮኖሚያዊን ንግዳዊን ርክብ…

ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ትካላት ኣብ ምፍራይ ወርቂ፣ ቴክኖሎጂን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ)ን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ኩባንያ ኣልነምር መታብ (መውፅኢ መዓድን)ን ኩባንያ ኣያድ ኣል ኣቶቢን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ምፍራይ ወርቂ፣ ቴክኖሎጂን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ)ን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም። ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣን ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ÷…

ኢትዮጵያ ኣብ ኩለ መዳይ ዲፕሎማሲ ዕዉታት ስራሕቲ ሰሪሓ ኢያ- ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል ካልኣይ ኩባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን-ሩሲያን  ኣብ ክልቲኣዊን ኩለ መዳይን ዲፕሎማሲ ዕዉታት ስራሕቲ ሰሪሓ ኢያ ከብል ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስትር ሰላማዊት ካሳ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…