ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መረፃ ድምፂ ንመሃብ ተዳሊና ኣለና – ነበርቲ ከተማ ኣለታወንዶ Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ድምፅና ብመሃብ ሃገራዊ ሓላፍነትና ንምውፃእ ተሰናዲእና ኣለና ኢሎም ነበርቲ ከተማ ኣለታወንዶ፡፡ ነባሪ እታ ከተማ ዳንኤል ቀቀቦ፤ ፅባሕ ብካርዶም ንሃገር ዕቤት ይጠቅም ዘብሉዎ ፓርቲ ብምምራፅ ታሪኻዊ ኣሰሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዴሞክራሲ ንምፅናዕ ሃገራት ኣፍሪካ ሓንቲ ካብ ካሊእ ክትመሃር ይግባእ – ኡሁሩ ኬንያታ Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዴሞክራሲያዊ ምምሕዳርን ስርዓት መረፃን ንምጥንኻር ሃገራት ኣፍሪካ ኣንጀዳአን ካብ ካሊእ ልምዲ ክቐስማ ኣለወን ኢሎም ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያን ኣብ መራሒ ጉጅለ ታዓዛቢ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ ሕብረት ኣፍሪካ ኡሁሩ ኬንያታ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካርድ ኣብ ምውሳድ ዘርአናዮ ተሳትፎ ድምፂ ኣብ ምሃብ እውን ክነረጋግፅ ኢና – መናእሰይ ድሬዳዋ Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይ ምምሕዳር ድሬዳዋ ካርድ ካርድ ኣብ ምውሳድ ዘርአናዮ ተሳትፎ ድምፂ ኣብ ምሃብ እውን ክነረጋግፅ ኢና ኢሎም። እቶም መናእሰይ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዝወሰዱዎ ካርዲ ድምፆም ብመሃብ ሃገራዊ ሓላፍነቶም ንምውፃእ ድሉዋት ከምዝኾኑ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኽካየድ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ተሪፉዎ። Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ፅባሕ ሰኑይ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ንኽዛዘም ብሄራዊ ቦርድ መነረፃ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ትካላት ፀጥታን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ኣድላዪ ምድላው ገይሮም ኢዮም፡፡ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፤ ሓበራዊ ግብረ ፀፅታን ድሕንነትን እቲ መረፃ ብዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዕዉት ንኽዛዘም ተግባር ፀጥታን ደሕንነትን ሓበራዊ ግብረ ሓይሉ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ mizan mekonen May 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዕዉት ንኽዛዘም ተግባር ፀጥታን ደሕንነትን ሓበራዊ ግብረ ሓይሉ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም፡፡ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዕዉት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢጋድ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ 26 ተዓዘብቲ መረፃ ኣዋፊሩ mizan mekonen May 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት 26 ተዓዘብቲ መረፃ ኣዋፊረ ኢሉ። ዳይሬክተር ዘፈር ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ኮማንደር ኣበበ ሙሉነህ ከምዝበልዎ፤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ እተካይዶ መረፃ ንሃገር ጥራሕ ዘይኮነስ ንኣህጉር እውን ወሳኒ እዩ – ኡሁሩ ኬንያታ mizan mekonen May 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓፈሻዊ መረፃ ኢትዮጵያ ንሃገር ጥራሕ ዘይኮነስ ንኣህጉር እውን ወሳኒ እዩ ኢሎም ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያን ሓላፊ ትዓዛቢ መረፃ ሕብረት ኣፍሪካን ኡሁሩ ኬንያታ። ሰኑይ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምዕዛብ ብኣቦ ወንበርነት ትዕዝብቲ መረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይ ዘተኣማምን ኣህጉራዊን ዞባውን ሰላም ልምዓትን ምዕባለን ክረጋገፅ ኣይክእልን – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ mizan mekonen May 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዘይ ዘተኣማምን ኣህጉራዊን ዞባውን ሰላም ልምዓትን ዕብየትን ምርግጋፅ ኣይክኣን ኢሎም ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ሰራዊት ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ቅድሚ ሕዚ ዝተኸተመ ክልተኣዊ ወታደራዊ ምትሕግጋዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 54 ሚሊየን መረፅቲ ተመዝጊቦም – ቦርድ መረፃ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ልዕሊ 54 ሚሊየን መረፅቲ ተመዝጊቦም ኢሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ። እቲ ቦርድ ኣብ ከይዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ ከምዝበለኦ፤ ነቲ መረፃ 54 ሚሊየን 571…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዕዉትነት እቲ መረፃ ዘለዎ ሓገዝ ክገብር ኢየ – ኢጋድ Gebremariam Weldegerima May 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንኽዕወት ቀፃሊ ዝኾነ ሓገዝ ክገብር ኢየ ኢሉ፡፡ እቲ መረፃ ናፃ፣ ዴሞክራሲያዊ፣ ፍትሓዊ፣ ተኣማኒን መካተቲን ንኽኸውን እጃሙ ከምዝዋፃእ ኣረጋጊፁ።…