ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ተረባሕነት ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዜጋታት ኣብ ዝሕደስ ሓይሊ ተረባሕነት ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዞባ ካፋ ወረዳ ኣዲዮ ዘህነፆ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ሶላር ሚኒግሪድ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ፡፡ እቲ ፕሮጀክት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ከተማ ኣሲስ ኣበባ ወዳጅነት ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ በዓል ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)ን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ፣ ዓበይቲ ዓዲን ዕድመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቲቫል ውድድር ባህሊን ስፖርትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃረር ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 29, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 23 ውድድር ባህሊ ስፖርት ኢትዮጵያን መበል 19 ፌስቲቫል ባህሊ ስፖርትን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሃረር ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብ መኽፈቲ እቲ ውድድርን ፌስቲቫል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን ስዒራ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፀወታ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሳኦቶሜን ፕሪንሲፔን 3 ን 0 ስዒራ። ኣብ ሞሮኮ ስታዲየም ኤል ኣብዲ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ዋልያታት ዝተዓወቱለን ሸቶታት ኣቤል ያለው (2)ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ይግበሩ ፎረም 2026 ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንክልተ መዓልቲታት እናተኸየደ ዝቐነየ 4ይ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ይግበሩ ፎረም 2026 ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ። ኣብቲ ፎረም ዝተፈላለዩ ዘፈራት ዘካተቱ ብሓፈሻ 13 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ዝግገመቱ ውዕላት ኢንቨስትመንት ተፈሪሞም። ኣብ መዛዘሚ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2027 ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሎሚ ምሸት ምስ ሳኦቶሜን ፕሪንሲፔ ቀዳማይ ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ፡፡ ንሳኦቶሜ ዝገጥም ኣሰላልፋ ዋልያታት ዕላዊ ተገይሩ ኣሎ። በዚ ድማ ኣቡበከር ኑራ፣ ኣለምብርሃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 22 ፅባሕ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ልዕሊ 700 ተናሓናሕቲ ቅድመ መፃረዪ ዝተፈለዩ 16 ከዋኽብቲ ብመሓዝ ዝጀመረ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 22 ፅባሕ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ምዕራፍ ካልኣይ ሰሙን ውድድር ሸሞንተ ተወዳደርቲ ምድብ 2 ምስ ኮከብ ባንድ ስራሕቶም ብክልተ ዙር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ክተተኣናግድ ተሓርያ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባ 5ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ክተተኣናግድ ተሓርያ፡፡ መቐመጢት ሕብረት ኣፍሪካን ማእኸል ዓለም ለኸ ዲፕሎማሲን ዝኾነት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሕዚ እውን ንዓለም ለኸ ጉባኤታት ተመራፂት ኮይና ቀፂላ ኣላ፡፡…
ጥዕና ክታበት ምክልካል ሕማም ፖልዮ ይውሃብ ኣሎ mizan mekonen Mar 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ክታበት ምክልካል ሕማም ፖልዮ ሎሚ ተጀሚሩ ኢሉ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ። እቲ ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት ፖልዮ ክሳብ 21 መጋቢት 2018 ዝፀንሕ ኮይኑ፤ ዕድሚኦም ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ህፃናት ንልዕሊ 17 ሚሊየን ንምኽታብ…
ቢዝነስ ካብ ተካእቲ ፍርያታት ልዕሊ 4 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ምድሓን ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ኣብ ተካእቲ ፍርያታት ብዝተሰርሐ ስራሕ ልዕሊ 4 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ምድሓን ተኻኢሉ ኢሉ፡፡ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ናብ 6 ነጥቢ 82 ሚኢታዊ ዝበፅሐ ብፅሒት ኢኮኖሚ…