Fana: At a Speed of Life!

ንሰብ ሞያ ሚዲያ ትግራይ ኣብ ምክልኻል ምውዛዕ ሱኑዕ ሓበሬታ ዝጠመተ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰብ ሞያ ሚዲያን ኣንቃሕቲ ማሕበረሰብን ክልል ትግራይ ኣብ ምክልኻል ምውዛዕ ሱኑዕ ሓበሬታ ዝጠመተ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። እቲ ስልጠና ምጥንኻር ዓቕሚ ሚድያ እውን ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብምትሕብባር ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚዩኒኬሽን…

ኣብ ሞንጎ ሃገራት ዘሎ ክፍተት ተበፃሕነት መርበብ ሓሬታ ምምላእ ቀዳማይ ዛዕባ ክኸውን ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ዝማዕበላን ኣብ ምምዕባል ዝርከባን ሃገራት ዘሎ ክፍተት ተበፃሕነት መርበብ ሓሬታ ምምላእ ቀዳማይ ዛዕባ ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ፡፡ ላዕለዎት መራሕቲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ÷ እቲ ጉባኤ…

ባህሊ ምክንኻን ተፈጥሮ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኦት ከባቢታት እውን ክልመድ ኣለዎ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህሊ ምክንኻን ተፈጥሮ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኦት ከባቢታት እውን ክልመድ ኣለዎ ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር÷ ትማሊ ኣብ ዞባ ካፋ ወረዳ ጊምቦ ብምርካብ ኣብ ሓንቲ…

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ወንድሙ ኩርታ፥ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝሓለፈ ባጀት ዓመት ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝሰርሐ ተዛሪቦም። ብመሰረት ብሕገ መንግስቲ ዝተውሃቦ ስልጣን…

ብክብረወሰን ዋጋ ዝተሸጠት ሞዴል 2007 ኣይፎን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓንቲ ኣብ 2007 ዘገልገለት ኣፕል ኣይፎን ታሪኽ ከምዘመዝገበት ተገሊፁ። ኣብ መጀመርታ ብ599 ዶላር ትሽየጥ ዝነበረት እዛ ኣይፎን ካብ 50 ሺሕ ክሳብ 100 ሺሕ ዶላር ክትሽየጥ ትፅቢት ተገይሩ ነይሩ። እንተዀነ ካብቲ ቅድሚ ሐዚ ዝነበረ…

“ብኢትዮጵያውያን ሓምለዋይ ታሪክ ተሰሪሑ” – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)500 ሚሊየን ፈልስታት ብምትካል ናይ ባዕልትና ሪከርድ ንክንሰብር ዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል ንዝወፅኡ ኩሎም አመስጊኖም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ መልእኽቶም፥ ብኢትዮጵያውያን ሓምለዋይ ታሪክ…

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣረጋውያን ኣዴታትን ኣቦታትን ብምዃን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊዮን ፈልሲታት፣ ኣብዚ ዕለት ንሳልሳይ ግዘ ምስ ኣረጋውያን ኣዴታትን ኣቦታትን ብምዃን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። #ሓምለዋይኣሰር #Ethiopia እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ተሳቲፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሰራሓተኛታት ኣብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታ ተሳቲፎም። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብ መርበብ ሓሬታ ትዊተር ገፁ÷ ክሌማዊ ለውጢ ዶብ ከምዘይግድቦ…

ኣብ መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲታት ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ካብ ወጋሕታ ጀሚሩ ክሳብ 8፡30 ሰዓት ልዕሊ 372 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ወፍሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ምትካል ካብ ወጋሕታ ክሳብ 8፡30 ሰዓት ኣብ ዘሎ እዋን 372 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ክፍሊ መከታተሊ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ህዝቢ ሓድነቱ ብተግባር ዘርአየሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ህዝቢ ሓድነቱ ብተግባር ዘርአየሉ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ገሊፆም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ፌዴራልን ምስ ነበርቲ ብምዃን ከም ሃገር መርሃ ግብሪ ምትካል 500 ሚሊየን ፈልሲታት…