ወፍሪ ተኸላ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ብገዛእርእሱ ሓደ ሸቶን ዓወትን ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ሎሚ ዝሳለጥ ዘሎ ወፍሪ ተኸላ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ብገዛእርእሱ ሓደ ዓሸቶን ዓወትን ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ኣብ ሓደ ፀሓይ…