ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሰራሕተኛታት እቲ ፕሮጀክት፣ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፖሊስ ፌዴራልን ተሳቲፎም።
ኣካያዲ ስራሕ ፕሮጀክት…