ግንባር ነፃነት ጋምቤላ (ጋነግ) ዕጥቃዊ ቃልሰ ራሕሪሑ ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ንምክያድ ጋምቤላ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንገዛእ ርእሱ ግንባር ነፃነት ጋምቤላ (ጋነግ) ብምባል ዝሰየመ ዕጥቃዊ ቃልሰ ራሕሪሑ ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ንምክያድ ኣባላት እቲ ጉጅለ ጠርኒፉ ጋምቤላ ኣቲዩ።
እቲ ዕጡቕ ጉጅለን መንግስቲ ክልል ጋምቤላን ኣብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ጁባን ኣዲስ…