ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ብዓይነቱ ፈላማይ ኣብ ዝኾነ ዓለም ለኸ ውድድር ወርቂ ተሸሊማ Desta Aug 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ብዓይነቱ ፈላማይ ኣብ ዝኾነ ዓለም ለኸ ውድድር ምምሕዳር ናህሪ ወርቂ ተሸሊማ። ኣብ ብሉምበርግ ፊላንትሮፒ ብምምሕዳር ናህሪ ሕጊታት ብምውፃእን ተግባራዊ ብምግባርን ድሕንነት መገዲ ዘመሓየሹ ከተማታት ኣወዳዲሩ ኣፍልጦ ሂቡ። ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ ተመክሮኣ እተካፍለሉ ጉባኤ ክሊማዊ ለውጢ ኣፍሪካ… Desta Aug 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ክሊማዊ ለውጢ ኣፍሪካን ካሪቢያን ጉባኤታት ኣፍሪካን ብሄራዊን ኣህጉራዊን ረብሓታት ዝሕልዉ ኣጀንዳታት ብምቕራብ መሪሕ ግደኣ ክትዋፃእ ኢያ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ ዝሃብዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጠንካራ ቁመና ቴክኖሎጂ ንምህናፅ… Desta Aug 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ጠንካራ ቁመና ቴክኖሎጂ ንምህናፅ ኣብ ዘኽእሉ ስራሕቲ ርብርብ ክግበር ኢዩ ኢሎም። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂንን ቢሮታት ክልላትን ኣብ 2017 ዓ.ም ዝነበሮም ኣፈፃፅማ መደባትን ናይ 2018…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሰነድ ስምምዕነት ብፅሒት ኮምፕሌክስ መፍረዪ ዘበናዊ ዱኽዒ ተኸቲሙ Desta Aug 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሰነድ ስምምዕነት ብፅሒት ኮምፕሌክስ መፍረዪ ዘበናዊ ዱኽዒ ተኸቲሙ። እቲ ክታም ስምምዕነት ኣብ መንጎ ሆልዲንግ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ዳንጎቴ ግሩፕን ኢዩ ተፈፂሙ። እቶም ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርእሰ ዓቕሚ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዘምህር ግድብ ህዳሰ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሱሌይማን ደደፎ ኣብ ድሮ ምረቓ ዝርከብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብርእሰ ዓቕሚ ዓበይቲ ፕሮጀክታት ጋህዲ ምግባር ከምዝከኣል ዘምህር ዓብዪ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም። ኣምባሳደር ሱሌይማን ምስ ዩኒቨርሳል ቲቪ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ንምድንፋዕ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ብዕቱብ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ጥዕና፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ኣማኻሪ መርሃ ግብሪ ሕክምና መንሽሮ ዶ/ር ኩኑዝ ኣብደላ ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ 80 ሺሕ ሓደሽቲ ሕሙማት መንሽሮ ይምዝገቡ፡፡…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ደቡብ ኮሪያ ተምሃሮ ኣብ ኣቢያተ ትምህርቲ ስልኪ ከይሕዙ ከልኪላ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደቡብ ኮሪያ ተምሃሮ ኣብ መኣዲ ትምህርቶም ስማርት ስልኪ ከይሕዙ ዝኽልክል ሕጊ ኣፅዲቓ፡፡ እቲ ሕጊ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2026 ተግባራዊ ምዃን ክጅምር ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ህፃናትን ሰገናትን ብወልፊ ዘበናዊ ስልኪ ከምዝዝተቓልዑ ብመፅናዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣህጉራዊ ምትእስሳር ጋህዲ ንምግባር ግደ ሚዲያታት ልዑል ኢዩ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣህጉራዊ ምትእስሳር ጋህዲ ንምግባር ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ልዑል ኣበርክቶ ኣለዎም ኢሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። መበል 15 ጉባኤ ማሕበር ኮሙኒኬሸን ምብራቕ ኣፍሪካ "ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ንምትእስሳር ኣፍሪካ"…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወለዶ ናይ ዘመናት ልምዓታዊ ሸቶኡ ዘዐወተሉ ግድብ ህዳሴ… mizan mekonen Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ወለዶ ብርእሱ ዓቕሙን ማእገርን ናይ ዘመናት ሸቶ ልምዓት ኣብ ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ምዕዋት ክኢሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ከምዝበልዎ ፤ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንቐፃሊ ወለዶ እውን ዓብዩ ትርጉም ዝህብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ጉጅለ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልካል ገበን ፤ ብተግባር ገበን ዝተረኸበ ንብረት ሕጋዊ ኣምሲልካ ምቕራብ ይሳለጥ ኣሎ mizan mekonen Aug 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምብራቅ ደቡብ ኣፍሪካ ምክልኻል ገበን ዝተረኸበ ገንዘብ ሕጋዊ ኣምሲልካ ምቕራብ መበል 50 ጉባኤ ሓለፍቲ ስራሕ ጉጀለ ምክልኻል ገበን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ሓላፊት ቤት ፅሕፈትን ቀዳማይ ሚኒስትርን ጉዳያት ካቢኔ ሚኒስትር…