ፓርክታት ስራሕቲ ልምዓት ንኹሉ ዝሓቁፍ ንክኾኑ ዝሓዝናዮ ኣንፈት መርኣያ እዮ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ ወሰን ሩባታትን መናፈሻታትን ስራሕቲ ልምዓትን ንኹሉ ዝሓቁፍ ንክኾን ዘለና ኣንፈት መርኣያ እዩ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ።
እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ኣብ 18 ሄክታር ዝስፍሓቱ ፓርክን ወሰን…