ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሎቬኒያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ክትከፍት ኢያ Desta Apr 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሎቬኒያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ከምእትከፍት ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምስ ፍሊይቲ ልኡኽ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቬኒያ ሬናታ ቬልባር ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ስሎቬኒያ ኤምባሲኣ ኣብ…
ቢዝነስ ካብ ወርሒ ሰነ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንነዳዲ 9 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ድጎማ ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Apr 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወርሒ ሰነ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንነዳዲ 9 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ድጎማ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ብብርኪ ሃገር ስርዓት ክፍሊት ነዳዲ ተሽከርከርቲ ናብ ኤሌክትሮኒክስ ስርዓት ክፍሊት ምእታው ኣብ ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ኮሚቴታት ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ኮሚቴታት ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ ኣኼባ፥ ኣብቲ ዞባ ን ከባቢኡን ግብረ ራዕዲ ንምውጋእ ዝግበር ምንቅስቓስ ፖሊስ ንምድንፋዕ ዕላማ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ገንዘብ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ገንዘብ ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ሓዊሱ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ዕዉት ውፅኢት ከምዝገበሩ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ቄራታት ልዕሊ 5 ሺሕ ኣገልግሎት ማሕረዲ እንስሳት ንመሃብ ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል በዓል ትንሳኤ 5 ሺሕ ኣገልግሎት ማሕረዲ እንስሳት ንመሃብ ምድላው ከምዝዛዘመ ትካል ቄራታት ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ፡፡ ሓላፊ ኣገልግሎት ርክብ ህዝቢ እቲ ትካል ኣታኽልቲ ገብረሚካኤል፥ ንበዓል ትንሳኤ ልዕሊ 5 ሺሕ ማሕረዲ እንስሳት ከምዝቐርቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ሰባት ንሰባት ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝኸውን ደገፍ 100 ሚሊየን ብር ሂቡ Desta Apr 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ሰባት ንሰባት ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝኸውን 100 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ደገፍ ሂቡ። እቲ ደገፍ ሓላፊ ቢሮ ገንዘብ ክልል ኦሮሚያ ቶሎሳ ጋዳፋ ተረኪበምዎ። 2 ሺሕ 510 ኩንታል ሕሩጭ ዒልዎ፣ 8 ሺሕን 400…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ናይ ምድማር ትውልዲ ምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ሓዱሽ ወግዒ ሎሚ መዓልቲ ክሳለጥ ኢዩ Desta Apr 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝሰናዳእ መድረኽ ዘተ ሓዱሽ ወግዒ ሎሚ መዓልቲ ክሳለጥ ኢዩ። እቲ መድረኽ፥ “ናይ ምድማር ትውልዲ ምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ከምዝካየድ እቲ ቤት ፅሕፈት ገሊፁ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፍረስቲ ዛዕባታት ንምምካት ኮሙዩኒኬሽናት ፌዴራልን ክልላትን ብሓባር ክሰርሑ ይግባእ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፍረስቲ ዛዕባታት ብዝተዋደደ መልክዑ ንምምካት ኮሙዩኒኬሽናት ፌዴራልን ክልላትን ብሓባር ክሰርሑ ከምዝግባእ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። “ስራሕቲ ኮሙኒኬሽን ፀብለልታ ሒዞም ንኽፀንሑ ቀንዲ ዛዕባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወሳእቲ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ካብ ዘይሕጋዊን መትከል ኣልቦን ምንቅስቓስ ክቑጠቡ ይግባእ-ፓርቲ ብልፅግና Desta Apr 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወሳእቲ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ካብ ዘይሕጋዊን መትከል ኣልቦን ምንቅስቓስ ክቑጠቡ ይግባእ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። እቲ ፓርቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መበገሲን መዛዘሚን ናይ ኩሎም ቅዋማትን ተግባራትን ኢትዮጵያ ህልውና፣ ልዕልነት፣ ምዕባለን ሰላም …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ትሕዝቶ መሬት ተተሓሒዙ ልዕሊ 132 ሚሊየን ብር ጉድኣት ኣብ ዘብፅሑ ውልቀ ሰባት ክሲ ተመስሪቱ Gebremariam Weldegerima Apr 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)4 ሺሕን 392 ካሬ ሜትር ትሕዝቶ ነሬት ብዘይተገበአ መገዲ ንውልቀ ሰባት ክወሃብ ብምግባር ልዕሊ 132 ሚሊየን ብር ጉድኣት ብምብፃሕ ብገበን ዝተጠርጠሩ 84 ተኸሰስቲ ብገበን ገበን ግዕዝይና ክሲ ተመስሪቱ። እቲ ክሲ ተመስሪቱ ዘሎ ኣብ ላዕለዋይ ቤት…