ዓረሰ ምሕደራ ዩኒቨርሲትታት ዝድንግግ ረቂቕ ኣዋጅ ናፅነት ምስ ተሓታትነት ዘዕስል ተገይሩ ከምዝሰናዳእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓረሰ ምሕደራ ዩኒቨርሲትታት ዝድንግግ ረቂቕ ኣዋጅ ናፅነት ምስ ተሓታትነት ዘዕስል ከምዝኸውን ኣብ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ጉዳያት ቴክኖሎጂ ስራሕ ወፍሪ ሓይሊ ሰብ ዋና ሰብሳቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ዶክተር ነገሪ ሌንጮ ገሊፆም፡፡
ዓረሰ ምሕደራ…