ኣብ ከተማ ጎንደር ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ንምርግጋፅ ዓሊሙ ዝተፈላለዩ እግዳት ተነቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮማንድ ፖስት ፀፅታ ምምሕዳር ከተማ ጎንደር ኣብታ ከተማ ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ንምርግጋፅ ዓሊሙ ዝተፈላለዩ ክልከላታት ኣንቢሩ።
ብመሰረት እዚ
1 . ኣብታ ከተማ ዘሎ ዝኾነ ይኹን ቤት መስተን ሳዕሲዒትን ካብ ሰዓት 3 ምሸት ንደሓር ኣገልግሎት…