መርሃ-ግብሪ ምፋላጥን መተኣኻኸቢ እቶትን መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ-ግብሪ ምፋላጥን መተኣኻኸቢ እቶትን መፅሓፍ "የመደመር ትውልድ" ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፣ ምስ ጎና ጎኒ ከቢድ ሓላፍነትን ምምራሕ ሃገርን…