Fana: At a Speed of Life!

ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትካላት ልምዓት መንግስቲ ኢንዱስትሪ ፓርክ ኣዳማ ኣብ ዕቤት ፍርያት ኤክስፖርት ትኹረት ንኽገብር ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ትካላት ልምዓት መንግስቲ ኢንዱስትሪ ፓርክ ኣዳማ ኣብ ዕቤት ፍርያት ኤክስፖርት ትኹረት ብምግባር ሃገር ካብቲ ዓውዲ ክትረኽቦ ዝግባእ ረብሓ ንኽትረክብ ትኹረት ክገብር ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ…

ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት ፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዡ ቢንግ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብዝበለፀ ምዕባይ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ትኹረት ገይሮም፡፡ ምስ ኢኒሼቲቭ ቀርኒ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዞባ ኮንሶ 50 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ዓይነት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015( ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዞባ ኮንሶ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 50 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ዓይነት ገይሩ። እቲ ሐገዝ ካብ ሰብ ሃፍቲ እታ ከተማ ዝተኣኻኸበ እንትኸውን፥ ዝተፈላለዩ ሃነፅቲ ምግቢታት ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ኢትዮጵያን ጃፓንን ብዓውዲ ልምዓት ሆርቲካልቸር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ብዓውዲ ልምዓት ሆርቲካልቸር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ግብርና መለሰ መኮንን (ዶ/ር)ን ተወካሊ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሞሪሃራ ካሱኪ…

ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ጅግጅጋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ከተማ ጅግጅጋ ኣቲዩ። ርእሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብዲሳን ልኡኾምን ኣብ ጅግጅጋ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣይተ ሽመልስ ኣብ…

ህዝቢ ትግራይ ምስ ካልኦት ህዝብታት ዘለዎ ሓድነት ናብ ዘጠናኽረሉ ብርኪ ኣብ ምምፃእ እዚ ባይቶ ክሰርሓሉ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዛዕባ ቀረብ ሓገዝ፣ ንህወሓት ካብ ግብረ ራዕዲነት ምስራዝ፣ ርክብ ኦሮሞን ኣምሓራን ብዝምልከት ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምቅራብ መብርሂ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ሓገዝ ብዝምልከት ዘየድሊ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ናህሪ ዕዳጋ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ዜጋታት እናጎድአ ይርከብ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ናህሪ ዕዳጋ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ዜጋታት እናጎድአ ከምዝርከብ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ናህሪ ዕዳጋ፣ ዕቤት ፍርያት ሕርሻን፣ ዘፈር ኣገልግሎትን መኣዲ ንወለዶን…

መንግስቲ ሸኔ ብዝምልከት ብሰለማዊ መገዲን ብዘተን ንምፍታሕ ድልው ኢዩ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ  ኣብ  እዋናዊን ሃገራዊን ኩነታት ኣድሂቦም ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብሪሆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ሸኔ ብዝምልከት ኣብ ዝሓለፉ እዋናት መእንተ ሰላም ክበሃል ልዕሊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሱዳን ብዝምልከት ካብ ዝተዛረቡዎ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሱዳን ብዝምልከት ካብ ዝተዛረቡዎ ካብ ቀደም ጀሚሩ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ናይ ዶብ ወሰን ዘይምክላሉ ስዒቡ ሕቶ ይግበአኒ ኣሎ፤  ነዚ መሰረት ብምግባር እውን ጎንፂታት ነይሮም፤ እዚ ንምፍታሕ ድማ ክልቲአን ሃገራት ሓበራዊ ኮሚቴ ኣጣይሸን እናሰርሓ ይርከባ፡፡…

ሰብ ኣብ ዝመረፆ ከባቢ ናይ ምንባርን ሃፍቲ ናይ ምፍራይን መሰሉ ኣብ ምርግጋፅ ኩላትና ክንሰርሕ ኣለና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ሎሚ መዓልቲ  ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣቕሪቦም። ብመሰረት እዚ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ጉዳይ ጠመተ ዝገበሩ ሕቶታት ቀሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር…