ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንልምዓት መስኖ ዝውዕል 23 ቢሊየን ሜትር ኪዩብ ማይ ከርሰ-ምድሪ ከምዘለዋ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 30 ሜትሮ ኣብ ዘይንእስ ጥልቀት ዝርከብ ንልምዓት መስኖ ዝውዕል 23 ቢሊየን ሜትር ኪዩብ ማይ ከርሰ-ምድሪ ከምዘለዋ ምርግጋፁ ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ገሊፁ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኢንስቲትዩት ዶክተር ማንደፍሮ ንጉሴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተፈላለዩ እዋናዊን ሃገራዊን ሕቶታት የቕርቡ ኣለዉ Desta Mar 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ እዋናዊን ሃገራዊን ሕቶታት የቕርቡ ኣለዉ። እቶም ኣባላት ዘቕረብዎም ሕቶታት፥ ኣብ ሰሜናዊ ሸነኽ ሃገርና ይኹን ክልል ኦሮሚያ ብሰንኪ ዘጋጠሙ ጎንፂታት ብዙሓት ፀገማት…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ብጊኒ ተሳዒራ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ብጊኒ መዘነኣ ተሳዒራ። ካብ ምድባ ራብዓይ ፀወታ ዘካየደት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ ብጊኒ 3 ን 2 ክትሰዓር ክኢላ። ኪየታ፣ ሞሪባን ጊላቮጊን ጊኒ ንኽትዕወት ሸቶታት ኣመዝጊቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ሎሚ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ከቕርቡ ኢዮም Desta Mar 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ሎሚ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ከቕርቡ ኢዮም። እቲ ባይቶ ኣብ ዘሳልጦ መበል 11 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብቲ ዝቐርብ ፀብፃብ ዝጠመቱ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝለዓሉ እዋናዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ተተካኢት ሴክሬተሪ ጀኔራል ሓለዋ ከባቢ ውሕመ ኤልሳቤት ሜሪማ ዘቲየን Desta Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተተካኢት ሴክሬተሪ ጀኔራል ሓለዋ ከባቢ ውሕመ ኤልሳቤት ሜሪማ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ፀገማትን መፍትሒታትን ሓለዋ ከባቢ ዝጠመቱ ሓሳባት ተላዚበን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝነበራሉ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሕዚ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት 282 ሺሕን 934 ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ተኸፋፊሉ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት… Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት 282 ሺሕን 934 ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝነኣድ ስራሕቲ ሙዚቃ ፒያኖ ዝፍለጣ እማሆይ ፅጌማርያም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝነኣድ ስራሕቲ ሙዚቃ ፒያኖ ዝፍለጣ እማሆይ ፅጌማርያም ገብሩ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን። እማሆይ ፅጌማርያም ኣብ ኢትዮጵያ ቀዳመይት መቀናበሪት ቫዮሊንን ፒያኖን ከምዝነበራ ይዝረብ። እማሆይ ፅጌማርያም ካብ ኣቦአን ኣይተ ገብሩ ደስታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሕርሻ ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያን ሓላፊት ስራሕ ፋኦን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ጃንዲር ፌርራን ኣብ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ዳይሬክተር ስርዓተ ምግቢ ሊናት ኑፊልድን ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ምስቶም ኣምባሳደር ኣብ ዝነበሮም ዘተ፥ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ንዝወስዱ ተምሃሮ ምዝገባ ካብ 20 መጋቢት ክሳብ 15 ሚያዚያ ክካየድ ኢዩ Desta Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ንዝወስዱ ተምሃሮ ምዝገባ ካብ 20 መጋቢት ክሳብ 15 ሚያዚያ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ምዝገባ፥ ቅድመ ሐዚ ዝረኣዩ ዝነበሩ ፀገማት ብምቕራፍ ዝሓሹ ኣሰራርሓታት መሰረት ብምግባር ከምዝካየድ ተገሊፁ።…
ስፓርት ዝተረፉ ፀወታታት ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ 23 መጋቢት ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረፉ ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ 23 መጋቢት 2015 ዓ.ም ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም። ማሕበር ኣክሲዮን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድር 2015 ዓ.ም ዝጅምረሉ ቀፃሊ መርሃ ግብሪ ንጋንታታት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት…