Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ናህሪ ዕዳጋ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ዜጋታት እናጎድአ ይርከብ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ናህሪ ዕዳጋ ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ዜጋታት እናጎድአ ከምዝርከብ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ናህሪ ዕዳጋ፣ ዕቤት ፍርያት ሕርሻን፣ ዘፈር ኣገልግሎትን መኣዲ ንወለዶን…

መንግስቲ ሸኔ ብዝምልከት ብሰለማዊ መገዲን ብዘተን ንምፍታሕ ድልው ኢዩ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ  ኣብ  እዋናዊን ሃገራዊን ኩነታት ኣድሂቦም ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብሪሆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ሸኔ ብዝምልከት ኣብ ዝሓለፉ እዋናት መእንተ ሰላም ክበሃል ልዕሊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሱዳን ብዝምልከት ካብ ዝተዛረቡዎ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሱዳን ብዝምልከት ካብ ዝተዛረቡዎ ካብ ቀደም ጀሚሩ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ናይ ዶብ ወሰን ዘይምክላሉ ስዒቡ ሕቶ ይግበአኒ ኣሎ፤  ነዚ መሰረት ብምግባር እውን ጎንፂታት ነይሮም፤ እዚ ንምፍታሕ ድማ ክልቲአን ሃገራት ሓበራዊ ኮሚቴ ኣጣይሸን እናሰርሓ ይርከባ፡፡…

ሰብ ኣብ ዝመረፆ ከባቢ ናይ ምንባርን ሃፍቲ ናይ ምፍራይን መሰሉ ኣብ ምርግጋፅ ኩላትና ክንሰርሕ ኣለና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ሎሚ መዓልቲ  ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣቕሪቦም። ብመሰረት እዚ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ጉዳይ ጠመተ ዝገበሩ ሕቶታት ቀሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኢትዮጵያ ንልምዓት መስኖ ዝውዕል 23 ቢሊየን ሜትር ኪዩብ ማይ ከርሰ-ምድሪ ከምዘለዋ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 30 ሜትሮ ኣብ ዘይንእስ ጥልቀት ዝርከብ ንልምዓት መስኖ ዝውዕል 23 ቢሊየን ሜትር ኪዩብ ማይ ከርሰ-ምድሪ ከምዘለዋ ምርግጋፁ ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ገሊፁ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኢንስቲትዩት ዶክተር ማንደፍሮ ንጉሴ…

ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተፈላለዩ እዋናዊን ሃገራዊን ሕቶታት የቕርቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፈላለዩ እዋናዊን ሃገራዊን ሕቶታት የቕርቡ ኣለዉ። እቶም ኣባላት ዘቕረብዎም ሕቶታት፥ ኣብ ሰሜናዊ ሸነኽ ሃገርና ይኹን ክልል ኦሮሚያ ብሰንኪ ዘጋጠሙ ጎንፂታት ብዙሓት ፀገማት…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ብጊኒ ተሳዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ብጊኒ መዘነኣ ተሳዒራ። ካብ ምድባ ራብዓይ ፀወታ ዘካየደት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ ብጊኒ 3 ን 2 ክትሰዓር ክኢላ። ኪየታ፣ ሞሪባን ጊላቮጊን ጊኒ ንኽትዕወት ሸቶታት ኣመዝጊቦም።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ሎሚ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ከቕርቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ሎሚ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ከቕርቡ ኢዮም። እቲ ባይቶ  ኣብ ዘሳልጦ መበል 11 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብቲ ዝቐርብ ፀብፃብ ዝጠመቱ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝለዓሉ እዋናዊን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ተተካኢት ሴክሬተሪ ጀኔራል ሓለዋ ከባቢ ውሕመ  ኤልሳቤት ሜሪማ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተተካኢት ሴክሬተሪ ጀኔራል ሓለዋ ከባቢ ውሕመ  ኤልሳቤት ሜሪማ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ፀገማትን መፍትሒታትን ሓለዋ ከባቢ ዝጠመቱ ሓሳባት ተላዚበን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝነበራሉ እዋን…

ክሳብ ሕዚ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት 282 ሺሕን 934 ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ተኸፋፊሉ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት 282 ሺሕን 934 ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ…