ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሳልሳይ ዙር ሃገር ለኸ መድረኽ ውድድር ክእለት ብዕሊ ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሳልሳይ ዙር ሃገር ለኸ መድረኽ ውድድር ክእለት ብዕሊ ከፊቶም።
ብኣሰናዳኢነት ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን “ክእለት ንተወዳዳሪነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንቐፀልቲ ሓሙሽተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ…