ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝነኣድ ስራሕቲ ሙዚቃ ፒያኖ ዝፍለጣ እማሆይ ፅጌማርያም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝነኣድ ስራሕቲ ሙዚቃ ፒያኖ ዝፍለጣ እማሆይ ፅጌማርያም ገብሩ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን። እማሆይ ፅጌማርያም ኣብ ኢትዮጵያ ቀዳመይት መቀናበሪት ቫዮሊንን ፒያኖን ከምዝነበራ ይዝረብ። እማሆይ ፅጌማርያም ካብ ኣቦአን ኣይተ ገብሩ ደስታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ሕርሻ ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያን ሓላፊት ስራሕ ፋኦን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ጃንዲር ፌርራን ኣብ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ዳይሬክተር ስርዓተ ምግቢ ሊናት ኑፊልድን ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትር ምስቶም ኣምባሳደር ኣብ ዝነበሮም ዘተ፥ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ንዝወስዱ ተምሃሮ ምዝገባ ካብ 20 መጋቢት ክሳብ 15 ሚያዚያ ክካየድ ኢዩ Desta Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ንዝወስዱ ተምሃሮ ምዝገባ ካብ 20 መጋቢት ክሳብ 15 ሚያዚያ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ምዝገባ፥ ቅድመ ሐዚ ዝረኣዩ ዝነበሩ ፀገማት ብምቕራፍ ዝሓሹ ኣሰራርሓታት መሰረት ብምግባር ከምዝካየድ ተገሊፁ።…
ስፓርት ዝተረፉ ፀወታታት ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ 23 መጋቢት ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረፉ ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ 23 መጋቢት 2015 ዓ.ም ጀሚሮም ክካየዱ ኢዮም። ማሕበር ኣክሲዮን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድር 2015 ዓ.ም ዝጅምረሉ ቀፃሊ መርሃ ግብሪ ንጋንታታት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ምምሕያሽ ማሕበረሰብ – ሓቆፍ ዓሌት ኣባጊዕን ኣጣልን ተረባሒት ከምዝኾነት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ገፀራማ ከባቢ ኣብ ትሑት ስራሕቲ ሕርሻን ምርባሕ እንስሳን ዝመሓደሩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኢኮኖሚያዊ ተረባሕነት ምግባር ከምዝተኸኣለ ኢንስቲትዩት ልምዓት እንስሳት ገሊፁ፡፡ ብፍላይ ኣባጊዕን ኣጣልን ብምርባሕ ዝመሓደሩ ክፋላት ሕብረተሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ህዝቢ ኣብ ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣፈፀምቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ካብ ህዝቢ ኣብ ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣፈፀምቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ወርሒ ለካቲት ምስ መራፂ ማሕበረሰብ ኣብ ዝተገበረ ዘተ ዝተልዓሉ ሕቶታት ልምዓት፣ ሰናይ ምምሕዳር፣ ሰላምን ድሕንነትን ከምኡውን ናህሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀፃሊ ከም መሪሕ ፓርቲ ናፃነት ብኣግባቡ ኣብ ምጥቃምን ምምሕዳርን ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ቀፃሊ ዋና ስራሕና ከም መሪሕ ፓርቲ ናፃነት ብኣግባቡ ኣብ ምጥቃምን ምምሕዳርን ምስራሕ ኢዩ” ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። "ዓወታት ምፅናዕን ፈተናታት ምስጋርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንሰለስተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ርክብ ንምሕዳስ ተስማዕሚዐን Desta Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ርክብ ንምሕዳስ ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ሓላፊ ዓለም ለኸ ክፍሊ ሽርክና ሚኒስቴር ግብርና ቻይና ኒ ሆንግሺንግ፣ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጉዳያት ምዕራብ ኤስያን ኣፍሪካን ሊዩ ጂያንግ…
ስፓርት ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ጊኒ ክጋጠሙ ኢዮም Desta Mar 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ጊኒ ክጋጠሙ ኢዮም። እቲ ፀወታ ሎሚ ሰዓት 4፡00 ምሸት ኣብ ስታዲየም ራባት ልዑል ሞውላይ ዓብደላ ክግበር ኢዩ። ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብዘይካ ሚሊዮን ሰለሞን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ምስ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲየን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዘፍለጠኦ፥ “ክእረሙ ኣብ ዝግበኦም ጉዳያት ከምኡ እውን ትኹረት ኣብ ዝጠልቡ ጉድለታትና ኣንፈት መፍትሒ…