Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ምምሕያሽ ማሕበረሰብ – ሓቆፍ ዓሌት ኣባጊዕን ኣጣልን ተረባሒት ከምዝኾነት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ገፀራማ ከባቢ ኣብ ትሑት ስራሕቲ ሕርሻን ምርባሕ እንስሳን ዝመሓደሩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኢኮኖሚያዊ ተረባሕነት ምግባር ከምዝተኸኣለ ኢንስቲትዩት ልምዓት እንስሳት ገሊፁ፡፡ ብፍላይ ኣባጊዕን ኣጣልን ብምርባሕ ዝመሓደሩ ክፋላት ሕብረተሰብ…

ካብ ህዝቢ ኣብ ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣፈፀምቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ካብ ህዝቢ ኣብ ዝተልዓሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣፈፀምቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ወርሒ ለካቲት ምስ መራፂ ማሕበረሰብ ኣብ ዝተገበረ ዘተ ዝተልዓሉ ሕቶታት ልምዓት፣ ሰናይ ምምሕዳር፣ ሰላምን ድሕንነትን ከምኡውን ናህሪ…

ኣብ ቀፃሊ ከም መሪሕ ፓርቲ ናፃነት ብኣግባቡ ኣብ ምጥቃምን ምምሕዳርን ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ቀፃሊ ዋና ስራሕና ከም መሪሕ ፓርቲ ናፃነት ብኣግባቡ ኣብ ምጥቃምን ምምሕዳርን ምስራሕ ኢዩ” ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። "ዓወታት ምፅናዕን ፈተናታት ምስጋርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንሰለስተ…

ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ርክብ ንምሕዳስ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ርክብ ንምሕዳስ ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ሓላፊ ዓለም ለኸ ክፍሊ ሽርክና ሚኒስቴር ግብርና ቻይና  ኒ ሆንግሺንግ፣ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጉዳያት ምዕራብ ኤስያን ኣፍሪካን ሊዩ ጂያንግ…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ጊኒ ክጋጠሙ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ ምስ ጊኒ ክጋጠሙ ኢዮም። እቲ ፀወታ ሎሚ ሰዓት 4፡00 ምሸት ኣብ ስታዲየም ራባት ልዑል ሞውላይ ዓብደላ ክግበር ኢዩ። ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብዘይካ ሚሊዮን ሰለሞን ካልኦት…

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲየን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዘፍለጠኦ፥ “ክእረሙ ኣብ ዝግበኦም ጉዳያት ከምኡ እውን ትኹረት ኣብ ዝጠልቡ ጉድለታትና ኣንፈት መፍትሒ…

ኣብ ቃላይ ጫሞ 8 ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዘት ዝበረት ጃልባ ጥሒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፍሉይ ወረዳ ኣማሮ ኣልፉጮ ኣቡሎ ናብ ከተማ ኣርባምጭ ሸሞንተ ሰባት ኣሳፊራ እናተጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ከምዝጠሓለት ፖሊስ ክልል ደቡብ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ክፍሊ ሚዲያ ፖሊስ እቲ ክልል ምክትል ኮማንደር ታጁ ነጋሽ፥ እታ ጃልባ ሸሞንተ ሰባት…

ኣብ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ኣውሎ ንፋስ 26 ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግዝኣታት ኣሜሪካ ብዘጋጠመ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ 26 ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ። ካብ ዝሓለፈ ዓርቢ ጀሚሩ ዝተወለዐ ከቢድ ኣውሎ ንፋስ ኣብ ግዝኣት ሚሲሲፒ 25 ሰባት ህይቶም እንትሓልፍ÷ ኣብ ግዝኣት ኣልባማ ድማ ህይወት ሓደ ሰብ ሓሊፉ፡፡ እቲ…

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ልዕሊ 9 ነጥቢ 5 ሚሊየን እንስሳ ዘቤት ብምኽንያት ድርቂ ሞይተን – ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሶማሊያን ኬንያን ብዘጋጠመ ድርቂ ብውሕዱ 9 ነጥቢ 5 ሚሊየን እንስሳ ዘቤት ከምዝሞታ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብ ሓሙሽተ ወቕቲታት ዝናብ ማይ ዘይምውቅዑ ስዒቡ ብዘጋጠመ ድርቂ÷ ኣብቲ ዞባ ኣብ…

ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪ/ሜትሮ ቅድሚት ንደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ቅድሚት ንደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡ ኣብቲ ውድድር÷ ካብ ኣትሌት መዲና ብምቕፃል ኣትሌት ፅጌ ገብረሰላማ ካልአይቲ ኣትሌት መልክናት ውዱ ሳልሰይቲ ብምኻን ውድድረን ዛዚመን፡፡…