መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ኩዋላላፑር ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ በረራ ከምዝገብር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ኩዋላላፑር ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ በረራ ንምግባር ቅድመ ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር፥ ካብ 16 መጋቢት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ከተማ ኩዋላላፑር ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ በረራ ከምዝገብር ኣብ…