Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ምክልኻል ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት 220 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብዘጋጠመ ድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 220 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ማርታ ሉዊጂ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ከምዝገለፀኦ÷ እቲ ሰራዊት ወዲ ህዝቢ ብምዃኑ ሰላምን…

ኢትዮጵያ ክታበታት ክተፍሪ ካብ ሞንጎ ዝተሓረያ ሃገራት ሓንቲ ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክታበታት ክተፍሪ ካብ ሞንጎ ዝተሓረያ ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪካ ሓንቲ ምዃና ተገሊፁ። ውድብ ጥዕና ዓለም ምስ ማእኸል ምቁፅፃር ሕማማት ኣፍሪካ ብምትሕብባር መፍረዪ ክታበት ንምህናፅ ሽዱሽተ ሃገራት ሓሪዩ፡፡ ካብ ኢትዮጵያ ብተወሳኺ…

ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ድጎማ ዋጋ ዘበናዊ ዱኽዒ 21 ቢሊየን ብር ክግበር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ድጎማ ዋጋ ዘበናዊ ዱኽዒ 21 ቢሊየን ብር ከምዝግበር ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መነግስቲ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን እታዎታት ዘበናዊ ድኹዒ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኬፕ ታውን ተወሳኺ በረራ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኬፕ ታውን ዝገብሮ በረራ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ተወሰኽቲ በረራታት ንምግባር ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ። እቲ ተወሳኺ በረራ 17 መጋቢት 2015 ዓ.ም ከምዝጅምር ገሊፁ፡፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ካብ ኬፕ ታውን ወፃኢ ኣብ…

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ሰነድ ስምምዕነት ፕሮጀክታት ፋርማሲዩቲካልስ፣ ፋብሪካ መዕሸጊ ፍርያትን ፓርክ ኢንዱስትሪን ንምስላጥ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሕዚ ዝተፈረመ ስምምዕነት፥…

87 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)87 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር ኢዩ ነቶም ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ገይሩ ዘሎ፡፡ ናብ ሃገሮም ካብ…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ሓዊሱ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ እታ ከተማ፣ ኣባላት ቤት ምኽሪን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም። ብየሻምበል ምህረት…

በረድ ሓዊሱ ብሰንኪ ዝዘነበ ዝናብ ለዕሊ 300 ሚሊየን ብር ዝግመት ኣዝርእቲ ካብ ረብሓ ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ወረዳ ኣምባሰልን ኣልብኮን 30 ለካቲት 2015 ዓ.ም በረድ ሓዊሱ ብሰንኪ ዝዘነበ ዝናብ ለዕሊ 300 ሚሊየን ብር ዝግመት ኣዝርእቲን ንብረትን ካብ ረብሓ ወፃእ ኮይኑ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምክልኻል ሓደጋን ውሕስነት ምግብን እቲ…

ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋእን ደቡብ ሱዳን ንምሕጋዝ ቆራፅ ኢያ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋእን ደቡብ ሱዳን ንምሕጋዝ ቆራፅ ከምዝኾነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ገሊፆም። ንሓደ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ደቡብ ሱዳን ጁባ ዝኣተዉ ቀዳማይ ሚኒስትር አቢይ÷ ምስ ፕሬዝዳንት እታ ሃገር ሳልቫ ኪርን ተቀዳሚ…

ትግራይ ሓዊሱ ኣብ 6 ክልላት ብመስኖ ክለምዕ ዝኽእል ልዕሊ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ከምዝተፈለየ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሽዱሽተ ክልላት ብመስኖ ክለምዕ ዝኽእል ልዕሊ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ከምዝተፈለየ ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን  ግብርና ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ልምዓት መስኖ፥ ኣብ ክልል ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ደቡብ፣ ትግራይ፣ ሃረሪን ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ንምትግባር…