Fana: At a Speed of Life!

ፕሮጀክት ምዕቛር ናይ ዝናብ ማይ ብድርቂ ተጎዳእቲ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ንምትግባር እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ምዕቛር ናይ ዝናብ ማይ ብድርቂ ተጎዳእቲ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ንምትግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ ገሊፆም። "ግድበይ ኣብ ኢደይ" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ማይ ኢትዮጵያ ብብርኪ…

ንኹሉ ዝሓቁፍ ብሄራዊ ምኽክር ብምግባር ኣብ ሓበራዊ ምርድዳእ ምብፃሕ ይግባእ – ኣይተ ታየ ደንደኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ንኹሉ ዝሓቁፍ ብሄራዊ ምኽክር ብምግባር ኣብ ሓበራዊ ምርድዳእ ምብፃሕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ታየ ደንደኣ ገሊፆም። ሚኒስቴር ሰላም ምስ ዝተፈላለዩ ትጋላት ገባሪ ሰናይ ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ህንፀት ሰላምን…

ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ጉጅለ ኢነርጂ ቻይና ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው  ብኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ጉጅለ ኢነርጂ ቻይና ሊ ዚያንግ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ ምትሕበባር ኢኮኖሚን ኣብ ቀፃሊ ክግበር ዝግበኦ…

ሰብ ሃፍቲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ሕብረት መናእሰይ ደቡብ ኮሪያ ሁን ሞክ ሊ ዘቲዮም። ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ…

ብዶ/ር ኣለሙ ስሜ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ብዶ/ር ኣለሙ ስሜ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ። ኣብ  ዳመርጆግ ኢንዱስትሪያል ፓርክን ጣቢያ ናጋድን ዑደት ከምዝገበሩ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

ኣካዳሚ ኣቪዬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዩኒቨርሲቲነት ዓብዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኣቪዬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዩኒቨርሲቲነት ከምዝዓበየ ተገሊፁ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብመርሃ ግብሪታት ”ኤሮስፔስ” ን እንግዶትን ቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ምጅማሩ ካብቲ  ኣቪየሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ትካል፥ ብስልጠናታት…

ኣብ ክልል ደቡብ ብሰንኪ ድርቂ ንዝተጎድኡ 2 ሚሊየን ዜጋታት ህፁፅ ደገፍ ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ብሰንኪ ድርቂ ንዝተጎድኡ 2 ሚሊየን ዜጋታት ህፁፅ ደገፍ ከምዘድሊ ተገሊፁ። ኮሚሽን ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን እቲ ክልል፥ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ኣካላት ህፁፅ ምላሽ ንክህቡ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብ ክልል ደቡብ…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ብሄራዊ ዘተ ኣማራፅታት ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ብሄራዊ ዘተ ኣማራፅታት ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ጀርመን ንቻይና ኣጠንቂቓታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሒ መንግስቲ ጀርመን ኦላፍ ሹልዝ ቻይና ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ኢዳ እንተእቲያ ማዕብ ከምዝፅበያ ኣጠንቂቖም። ሹልዝ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝገብሩዎ ዑደት ተተሓሒዙ፥ ቻይና ኣብ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ኢዳ እንተእቲያ ጀርመን ኣብ ልዕሊ ዓባይ…

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ መበል 15 ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ መበል 15 ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ንክልተ መዓልታት ኣብ ዘሳልጦ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ደንብታትን ረቀቕቲ ኣዋጃትን ዘተ ብምግባር ውሳነ ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ዝተጓደሉ…