ምስ ቱሪዝም ዩ ኤን ክስርሕሎም ኣብ ዝኽእሉ ዓውዲታት ምትሕብባር ትኹረት ዝገበረ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ምስ ዋና ፅሓፊ ትካል ቱሪዝም ሕቡራት መንግስታት ሼይካ ኣል ኑዌስ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝክኣልሎም ጉዳያት ዙርያ ዘትዮም፡፡
እቲ ዘተ ኢትዮጵያ ቀዳምነት ትኹረት ቱሪዝም ኣንፈታት ኣብ ግምት ብዘእተወ መልክዑ ምስቲ…