ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 10ይ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ኣባላት እቲ ባይቶ ሕቶኦም እናቕረቡ ይርከቡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋይዳ መለለዩ መንነት ብ”PDF” ኣውሪዶም ናይ ምሓዝ ኣማራፂ ንግዚኡ ዝተቋሪፀሉ ምኽንያታት… mizan mekonen Feb 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋይዳ መለለዩ መንነት ብ"PDF" ኣውሪዶም ናይ ምሓዝ ኣማራፂ ንግዚኡ ተቋሪፁ ኢሉ ብሄራዊ ፕሮግራም መንነት፡፡ ፋይዳ መለለዩ መንነት ብPDF" ኣውሪዱ ናይ ምሓዝ ኣማራፂ ንግዚኡ ዝተቋረፀሉ ምኽንያት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ፡- 1.…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣፍሪካን ዩናይትድ ኪንግደምን ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ንምጥንኻር ተሰማዕሚዐን mizan mekonen Feb 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ሚኒስትር ኮመንዌልዝ፣ ልምዓትን ጉዳያት ወፃእን ዩናይትድ ኪንግደም ኩፐር ኢቬት ተዛትዮም። ኣብ ዘትኦም ክልቲኦም ወገናት ኣብ መንጎ ሕብረት ኣፍሪካን ዩናይትድ ኪንግደምን ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ሃገር ኣብ ግምት ዘእተወ ብራኸን ምውዳድን ክሰርሓ ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ትካላት ሃገር ኣብ ግምት ዘእተወ ብራኸን ምውዳድን ክሰርሓ ኣለወን ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዘበሉ ንቀዳማይ ሚኒስትር ተፀዋዕቲ ዝኾና 14 ትካላት ኣፈፃፅማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣዳማ ቀረብ ሓይሊ ውሑስ ንምግባር… mizan mekonen Feb 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓርክ ኢንዳስትሪ ኣዳማ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብዝበለፀ ውሑስ ንምግባር ዘኽእል ዝርገሐ መስመር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተካይዱ ኢሉ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፡፡ እቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቅድሚ ሕዚ ካብ ሓይሊ ጣቢያ መከፋፈሊ ኣዋሸ…
ቢዝነስ ትካል መድሕን ኢትዮጵያ 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል መድሕን ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም 13 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣቤል ታደሰ ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ መንፈቕ ዓመት ዝተረኸበ ኣታዊ ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ኣብ ሙሉእ…
ቢዝነስ ግደ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣብ ምርግጋእ ዕዳጋን ምንካይ ዋጋ መነባብሮን… mizan mekonen Feb 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣብ ምርግጋእ ዕዳጋን ምንካይ ዋጋ መነባብሮን ብምንፅር ምንካይ ልዑል እጃም ኣለዎ ኢሎም ዋና ኮሚሽን ኮሚሽነር ሕብረት ስራሕ ኢትዮጵያ ኣይተ ጌትነት ታደሰ፡፡ “ሕብረት ስራሕ ካብ ፍርያት ክሳብ ዕዳጋ፣ ካብ ኣፍረይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩነታት ፀፅታ መበል ሻውዓይ ሃገራዊ ምርጫ ንምግምጋም ዝዓለመ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ Desta Feb 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዘሎ ኩነታት ፀፅታ መበል ሻውዓይ ሃገራዊ ምርጫ ንምግምጋም ዝዓለመ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ መዳርግቲ ኣካላት በምኻን ኣብ ዛዕባታት ፀፅታ ንምዝታይ ዘዳለዎ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም Desta Feb 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፅባሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም። መበል ዓስራይ ስሩዕ ኣኼባ ሓምሻይ ዘበን ስራሕ መበል ሻድሻይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መድረኽ ሃገራዊ ዘተ ኩሉ ሰዓሪ ይኸውን ማለት አንታይ ማለት ኢዩ? Desta Feb 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዘተ መዳርግቲ ኣካላት ብምስታፍ ንሃገሮም ዝኸውን ሓሳብ ንከቕርቡ ድልድል ዝፈጥር ዲሞክራሲያዊ ከይዲ ኢዩ። ኣብ ክሊ ዘተ ዝተዳለዉ ፍሉያት መዛግብቲ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ሰዓርቲ ከምዝኾኑ እንትትንትኑ ናይቲ ከይዲ…