ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፍርያት ሕርሻ 2 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ mizan mekonen Jan 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ፍርያት ሕርሻ 2 ቢሊየን ዶላር እቶት ተረኺቡ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ገምጋም ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ ኣብ ከተማ ኣዳማ የሳልጥ ኣሎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህይወት ብዙሓት ሰባት ዘስእን ዘሎ ሓደጋ ትራፊክ … mizan mekonen Jan 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓደጋ ትራፊክ ኣብ ዓመት ህይወት ልዕሊ 3 ሽሕ ሰባት ኣስኢኑ አሉ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ ምክልኻል ሓደጋ ትራፊክ ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ይኽበር ኣሎ። ሚኒስትር ዲኤታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንፕሬዚደንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዑማር ጊሌን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ሞሓሙድን ኣቀባብላ ገይሮም mizan mekonen Jan 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ንፕሬዚደንት ጅቡቲ ኢስማኤል ዑማር ጊሌን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ሞሓሙድን ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቶም መራሕቲ ኣቀባብላ ዝገበሩ ሎሚ ንጉሆ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 17 ከተማ ለኸ ባህላዊ ፈስቲቫል ምስላጥ ጀሚሩ mizan mekonen Jan 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 17 ከተማ ለኸ ባህላዊ ፈስቲቫል “ባህልን ፈጠራውን ሞዛይክ ኣዲስ ኣበባ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኢግዚብሽን ማእኸል ምስላጥ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን…
ስፓርት ዑደት ባካሪ ሳኛ ንስፖርት ቱሪዝም ዘለዎ እጃም ልዑል ኢዩ – ሰላማዊት ካሳ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ተፃዋታይ ጋንታ ኣርሰናል ባካሪ ሳኛ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ዑደት ንስፖርት ቱሪዝም ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ ኢለን ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት እናገበረ ምስ ዝርከብ ባካሪ ሳኛ ብምርኻብ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቁፅሪ ተመዝገብቲ ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት 33 ሚሊየን በፂሑ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቁፅሪ ተመዝገብቲ ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት 33 ሚሊየን በፂሑ ኢሎም ዳይሬክትር ርክብ ህዝቢን መዳርግቲ ኣካላትን ብሄራዊ መመንነት ሳሚናስ ሰይፉ። እቶም ዳይሬክተር ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት ከምዝነሉዎ÷ ፋይዳ ዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምድላው ሆቴላት ንጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ … Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ንዝካየድ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሆቴላት ኣጋይሸን ንምቕባል ተሰናዲአን ኢሉ ማሕበር ወነንቲ ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ፡፡ ምክትል ፕሬዚዳንት ብሌን መላኩ እቲ ማሕበር ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበረኦ ፃንሒት…
ቢዝነስ ኢንተርናሽናል ባንኪ ኣንበሳ ለውጢ መፍለዪ (ብራንድ) ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ኣንበሳ ዝህቦም ኣገልግሎታት ብሓደሽቲ ቴክኖሎጂታት ንምቅልጣፍ ዘኽእል ለውጢ መለለዪ (ብራንድን ስያመን ገይረ ኢሉ። እቲ ባንኪ ናይ ስያመን ሎጎ ለውጢ ዝገበረሉ ሓዱሽ ብራንድ ዕላዊ ገየሩ። ቅድሚ ሕዚ “ኢንተርናሽናል ባንኪ ኣንበሳባንክ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ብዓወት ምዝዛሙ ኣመልኪቱ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ mizan mekonen Jan 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 90 ዓመት ምስረታ በዓል ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓወት ምዝዛሙ ኣመልኪቱ መርሃ ግብሪ ምስጋና ተኻይዱ። እቲ ክብረ በዓል ንምዕዋት እጃሞም ንዘወፈዩ ኣባላት ሰራዊት ሓይሊ ኣየርን ስቪል ሰራሕተኛታትን ፍሉይ መርሃ ግብሪ ተኻይዱ፡፡…
ቢዝነስ ሃፍቲ ቡን መዕረፊ ቱሪዝም ንምግባር… mizan mekonen Jan 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃብቲ ቡን መዕረፊ ቱሪዝም ንክኾን ንምግባር ብትኹረት ምስራሕ ይግባእ ኢሉ ሚኒስቴር ቱሪዝም። ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ዝተሳተፍዎ ሃገራዊ ሰሚናር ቱሪዝም ቡን ይሳለጥ ኣሎ። ፈፃሚ ስራሕ መስሕብ ልምዓት…