ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሉሲን ሰላምን ኣብ ሙዚየም ፕራግ ቼክ ሪፐብሊክ ንምርኢት ክቐርባ ኢየን Desta Aug 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርኣያ ምድረ ቀደምት ኢትዮጵያ ዝኾና ሉሲን ሰላምን ኣብ ሙዚየም ፕራግ ቼክ ሪፐብሊክ ንምርኢት ክቐርባ ኢየን። ምድረ ቀደምት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ዓለም ለኸ ኤግዚብሽን 25 ነሓሰ 2025 ዓ.ም.ፈ ኣብ ማእኸላይ ኣውሮፓ ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ መረፃ መጅሊስ ፅባሕ ክጅምር እዩ mizan mekonen Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገር ለኸ መረፃ መጅሊስ 2017 ዓ.ም ፅባሕ ክጅምር እዩ ኢሉ ፈፃሚ ቦርድ መረፃ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ፡፡ ፈፃሚ ቦርድ መረፃ ኣካቢ ዓብዱልዓዚዝ ኢብራሂም (ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ ሃገር ለኸ መረፃ መጅሊስ ምዝገባ…
ስፓርት ሪያል ማድሪድ ንፍራንኮ ማስታንቱኖ ብዕሊ ኣፈሪማቶ mizan mekonen Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ንኣርጀንቲናዊ ተፃዋቲ ፍራንኮ ማስታንቱኖ ካብ ሪቨር ፕሌት ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡ እታ ክለብ ነዚ ኣርጀንቲናዊ ተፃዋታይ ንዝውውር 45 ሚሊየን ዩሮ ወፃኢ ገይራ፡፡ እዚ ወዲ 18 ዓመት ተፃዋታይ ኣብ ዕለት ልደቱ ንሽዱሽተ…
Uncategorized ኣብ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ዝነብሩ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ብንቕሓት ንክሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ብንቕሓት ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቶም ኣባላት ዳያስፖራ ኣካል ከይዲ ዘተ ንምግባር ኩሎም ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንውልቀ ኢንቨስትመንት ዘለዎ ግደ… Desta Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም እተመርቖ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንውልቀ ኢንቨስትመንት ዓንዲ ሑቐ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢታፋ(ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኬፕ ታውን ይካየድ ኣብ ዘሎ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ክራማት 50 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፍሪያት ናብ ግዚያዊ መኽዘን ክኣቲ ኢዩ Desta Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ክራማት 2017/18 ዓ.ም 50 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፍሪያት ናብ ግዚያዊ መኽዘን ንምእታው ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ኢትዮጵያ። ልኡላውነት ምግቢ ንምርግጋፅ ካብ መንጎ ዝተቐመጡ ሸቶታት ዓቕሚ ምዕባይ ግዚያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርዓት ዲጂታል ፋይናንስ ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስርዓት ዲጂታል ፋይናንስ ንኹሉ ዜጋ ተበፃሒ ንምግባር ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምሕረቱ። 3ይ ጉባኤ ፍልጠት “ፈጠራ ሰብ ስራሕ ብልሒ ብምጥቃም ኣብ ዓውዲ ፋይናንስ ሓዱሽ ዕዳጋን መርኣያታትን ምክፋት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪክስ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ብራዚልን ንምጥንኻር ጥጡሕ ባይታ ፈጢሩ – ኣምባሳደር ልዑልሰገድ ታደሰ mizan mekonen Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብማዕቀፍ ብሪክስ ዝተረኸበ ፅቡቕ ኣጋጣሚ ብምጥቃም ምስ ብራዚል ዘሎ ኢኮኖሚያዊን ንግዳውን ምትሕብባር ንምጥንኻር እናተሰርሐ እዩ ኢሎም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልዑልሰገድ ታደሰ፡፡ ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ንግዲ፣ ኢንቨስትመንት፣ ቱሪዝምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ንሕሙማት ኩላሊት ደገፍ ሕክምና ክገብር ፃውዒት ቀሪቡ mizan mekonen Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረተሰብ ንሕሙማት ኩላሊት ደገፍ ሕክምና ክገብር ትካል ግብረ ሰናይ ዳያሊሲስ ሕሙማት ኩላሊት ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ትካል ገባሪ ሰናይ ሕሙማት ኩላሊት ንቕለ ተኸላ ክሳብ ዝገብሩ ንሕፅበት ኩላሊት (ዲያሊሲስ) ዘድልዮም ወፃኢታት ንምሽፋን ደገፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጭቡጣት ለውጥታት ዝተመዝገቡሉ ስራሕቲ ምክልኻል ክሊማዊ ለውጢ Desta Aug 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ክሊማዊ ለውጢ ንምክልኻል ዝሰርሓቶም ስራሕቲ ጭቡጣት ለውጥታት ዝተመዝገቡሎም ኢዮም ኢሉ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን። ሚኒስትር ዴኤታ ፕላንን ልምዓትን ስዩም መኮንን ክሊማዊ ለውጢ ንምክልኻል ኣብ ዝስራሕ ስራሕ ኢትዮጵያ ግደኣ ብኣግባቡ…