Fana: At a Speed of Life!

ብኣማራፂታት መለኣኣኽቲ ዝፍፀሙ መጥቃዕቲ ሳይበር ንምክኻል …

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዜጋታት ብዋትሳፕ፣ ቴሌግራምን ካልኦት ብኣማራፂታት መለኣኣኽቲ ዝፍፀሙ መጥቃዕቲ ሳይበርን ምጭብርባርን ተግባራት ተቓላዕቲ ከይኾኑ ግቡእ ጥንቃቐ ክገብሩ ይግባእ ኢሉ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን (ኢመደኣ)። ኢመደኣ ኣብ ኢትዮጵያ ዲጂታል…

ኣብ ክልል ትግራይ ምድላዋት መረፃ ፓርታት ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ዝንቀሳቐሱ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምስታፍ ናይ ቅድመ ምድላዋት ስራሕቲ ኣብ ምኽያድ ንርከብ ኢሎም፡፡ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ዲሞክራስያዊ ስምረት ትግራይ ኣልማዝ ገ/ፃድቅ፤ ኣብ ክልል ትግራይ 17…

ልዕሊ 1 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ተጉዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ሚሊየን ሜትሪክ ቶን ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ተጉዓዒዙ ኢሉ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ፡፡ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ በጀት ፍርቂ ዓመት 2018 ኣፈፃፅማ ስራሕ ገምጋም…

ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ክልተኣዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ክርስቶፈር ላንዳው ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘለወን ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ተመያይጦም፡፡…

ኣብ ሰብ ትኹረት ዝገበረ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቆራፅነት ክሰርሕ እዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተጀመሩ ሰብ ትኹረት ዝገበረ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቆራፅነት ክሰርሕ እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ብምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 2018 በጀት ዓመት ናይ 6 ኣዋርሕ ገምጋም…

ናይ መወዳእታ ፀወታታት ምድብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርሰናልን ባየርንሙኒክን ኣቐዲመን ናብ ቀፃሊ ዙር ምሕላፈን ኣብ ዘረጋገፃሉ ናይ መወዳእታ ፀወታታት ምድብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ካይራት ኣልማቲ፣ ስላቪያ ፕራግ፣ ቪያሪያልን ኣይንትራፍራንክፈርትን ካብቲ ውድድር ዝተሰናበታ…

ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ኣጀማምርኡ ዝሰመረሉ ኣንቶኒዮ ሴሜንዮ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ጋንታ ቦርንማውዝ ብምድማቕ ደረጃኡ ክብ ብምባል ናብ ኢትሃድ ዘምረሐ ኣንቶኒዮ ሴሜንዮ ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ብቕልጡፍ ክላመድ ክኢሉ ኣሎ፡፡ ካብ ጋናዊ ኣቡኡን ፈረንሳዊት እንኡን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2000 ኣብ…

”ስርዓት ዕርቂ እንደርታ”

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕርቂ እንደርታ ካፍቶም ብጣዕሚ ብርክት ልበሉ ስርዓተ ክብርታት ማሕበረሰብ 70 እንደርታ ሓደ እዩ። ዕርቂ እንደርታ መማረፂ ኣልቦ ዘላቂ ሰላም፥ ስርዓት ፍትሒ እዩ። ልምስምማዕ፥ ልምምኽኻር፥ ልሰላም ምንም ዓይነት ቅድመ…

ፓትሪክ ዶርጉ ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜጋ ዘርሕቖ ጉድኣት ኣጋጢሙዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዴንማርካዊ ተፃዋታይ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ፓትሪክ ዶርጉ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ተሓቢሩ። እቲ ተፃዋቲ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ንኣርሰናል 3 ን 2 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ዘደንቕ ሸቶ ምምዝጋቡ…

ፍርያት ካብ ውሽጢ ሃገር ሓሊፉ ብፅሬት ናብ ዕዳጋ ዓለም ንምቕራብ እናተሰርሐ ይርከብ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፍርያት ካብ ውሽጢ ሃገር ሓሊፉ ብፅሬት ናብ ዕዳጋ ዓለም ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ ኢለን። ብ1 ነጥቢ 75 ቢሊየን ብር ወፃኢ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ዝተሃነፀ ኣትክልቲን ፍረምረን ዓብዪ መኽዚን…