ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ማእኸል መሕተቲ ቪዛ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊታ Desta Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ማእኸል መሕተቲ ቪዛ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊታ። እቲ ማእኸል ንተገልገልቲ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንክረኽቡ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ ዝፀንሐ ርክብ ክልቲአን ሃገራት በዝበለፀ ከምዘጠናኽር ተሓቢሩ። እቲ ማእኸል ናብ ቻይና ዝግበር ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት የምርቓ ኣለዋ Desta Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት የምርቓ ኣለዋ። ካብ መንጎ እቶም ዝምረቑ ዘለዉ፥ ዘበናዊ ህንፃ መውሃቢ ኣገልግሎት መንግስቲ፣ ሰብ ሃፍቲ ብምትሕብባር ኣብ ወሽጢ 90 መዓልታት ዝተሃነፁ 6…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተውሃበ መግለፂ Desta Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ካብ ነበርቲ እታ ከተማ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ንምውፃእ ልዑል ፃዕሪ ይገብር ከምዘሎ ኣብሪሁ። ኣብታ ከተማ ሱር ዝሰደዱ ፀገማት ፖለቲካ፣ ማህበራዊን ኢኮኖሚያዊን ከምኡውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣካብነት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሳሊጡ። እቲ ኣኼባ ብሰንኪ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዘጋጠመ ሕፅረት ዝናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኤርፖርት ብራስለስ “ካርጎ ፐርፎርማንስ ኣዋርድ” ተዓዊቱ Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኤርፖርት ብራስለስ "ካርጎ ፐርፎርማንስ ኣዋርድ” ተዓዊቱ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ኤርፖርት ቢሊጂም ብራስለስ ብመሰረት ዝሃቦ ኣገልግሎት ፅዕነትን ሎጂስቲክስን ንዘመዝገቦ ልዑል ውፅኢት ከምዝተዓወተ ካብ መገዲ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣብ ለውጢ ክሌማ ንዝፈፅምኦም ተግባራት ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣብ ለውጢ ክሌማ ንዝፈፅምኦም ተግባራት ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ኣባላት ጉጅለ ዓለም ለኸ ለውጢ ክሌማን ኢኒሼቲቭ ልምዓት ደንን ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣብ መንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፅባሕ ኣብ መቐለ ክካየድ ኢዩ Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ መዳርግቲ ኣካላት ፅባሕ ኣብ መቐለ ክካየድ ኢዩ። ዕላማ እቲ መድረኽ፥ ድሕሪ ስምምዕነት ኣብ ትግራይ ዝተረጋገዐ ኩነታት ምህላዉን ኣብ መንጎ ኽልቲኦም ወገናት ምትእምማን ምጉልባቱን ንምርኣይ ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ብሪታንያን ሰሜን ኣየርላንድን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ብሪታንያን ሰሜን ኣየርላንድን ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ጆን ዌልች ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ጎንፂን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ኣብ ፀገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኢጋድ ኣብ ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኢጋድ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣምባሳደር ኢስማኤል ዋይስ ተዛቲዮም። ኢትዮጵያን ኢጋድን ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ዛዕባታት ሰላምን ፀፅታን ብምትሕብባር ክሰርሑ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣቦ መንበር ኩባኒያ አል ፋይሰል ሆልዲንግስ ኳታር ዘቲዮም Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚመኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣቦ መንበር ኩባኒያ አል ፋይሰል ሆልዲንግስ ኳታር ሼክ ፋይሰል ቢን ቃሲም ኣል ታኒ ዘቲዮም። እቲ ኩባኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ምውፋር ኣብ ዝኽእለሉ ኣማራፅታት ንግዲ ዝጠመተ ዘተ…